ኣገደቲ ሓበሬታ
ምስ ምስ Habitat-Cité
ኣዳላዊHabitat-Cité
ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ
ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳB1, A2, A1
ዋጋ
ብነጻ
ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ
ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜትኽኽል 5 ወርሒ
ቐጻሊ ተሳትፎዳርጋ 10 ሰዓት ኣብ ሰሙን
ዝርከበሉ መዓልቲሰኑይ, ሰሉስ, ረቡዕ, ሓሙስ
ኩነታት
ናይ CIR ን ናይ OFII ኮርሳት ወዲእኩም እንተኮይንኩም
ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ ፓንታ Pantin
እንታዩ’ዩ ?
እዚ ናይ ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳ ንምምሕያሽን ኣብ ምድላይ ስራሕ ወይ ስልጠና ንምሕጋዝን ዝወሃብ ስልጠና እዩ
ኣብቲ መደብ :
- 256 ሰዓታት ትምህርቲ ፈረንሳ (ኣብ ሰሙን &- ሰዓታት)፡ ደረጃታት፡ A1.1, A1, A2, B1
- ውልቃዊ ቃለ መሕትት ምስ ሞያውያን ኣማኸርቲ (ካብ 2 ክሳብ 6 ሰዓታት)
- ናይ ስራሕ ዓውደ መጽናዕቲ ( 24h)
- ምብጻሕ ኩባንያ ( 6h)
- ባህላዊ ምብጻሕ .ን የጠቓልል
ንምንታይከ የዘገድስ?
- ምምዕባል መሰረታዊ ናይ ምጽሓፍን ምንባብን ክእለት
- ከምኡውን ንፈተና DELF ምድላው(diplôme d'études en langue française)
- ንስራሕ ንምድላይ ዝሕግዙ መሳርሕታትን ሜላታትን ፍንምፍላጥ
- ክእለትካ (ርክብ፣ ፈጠራ ወዘተ) ኣማዕብል
- ምስ መምህራን ናይ ስነጥበብን፣ ከምኡውን ኢደ ስርሓትን ምስታፍ
- ባህላዊ ምዝንጋዓት ምውጻእ፡ ሲነማ፡ ቤተ መዘክር፡ ትያትር ወዘተ ምኻድ።
ከመይ ንገብሮ?
ኢመይል ናብ nora.bouzbib@habitat-cite.org ምስ ናትኩም ስደዱ፤
- ሽም
- ምሉእ ስም
- ቁጽሪ ተሌፎን ምስዳድ ኣይትረስዑ
እዚ ፋልይ ጠቓሚ ኮይኑ ዶ ረኺብኩሞ ?
ን ዝተርጎሙን: ርእይቶኦም ዘበርከቱን ኩሎም ነመስግን
ተመሳሳሊ ዛዕባ
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ