Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ምስ Insernautes

TRAVAIL ENTRAIDE
ኣዳላዊTRAVAIL ENTRAIDE

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳA1, A2, B1, B2

ዋጋ

ብነጻ

ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ

ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜትኽኽል 3 ወርሒ
ቐጻሊ ተሳትፎትኽኽል 4 መዓልቲ ኣብ ሰሙን
ዝርከበሉ መዓልቲሰኑይ, ሰሉስ, ሓሙስ, ዓርብ

ኩነታት

መንበሪ ፍቓድ ካርድ ወይ ወረቐት ምህላው
ናይ CIR ን ናይ OFII ኮርሳት ወዲእኩም እንተኮይንኩም

ቋንቋ ፈረንሳን ዲጂታልን ትምህርቲ ውሰድ

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un an

እንታዩ’ዩ ?

ናይ 3 ወርሒ ብዘይ ደሞዝ ስልጠና ፈረንሳ ንምምሃርን ኮምፒተር ኣብ ሞያዊ ዓለም ከመይ ጌርካ ከም እትጥቀመሉ ንምፍላጥን።

እቲ መደብ ኣብ ክልተ ክፋላት ( ትምህርቲ ፈረንሳን ዲጂታላውን ) ተኸፋፊሉ ኣሎ፣ እንተበዝሐ 10 ሰባት ዝሓቖፈ ጉጅለታት ኣለዎ

ኣብዚ ስልጠና ንምስታፍ ግድን፤
- ካብ ሕብረት ኤውሮጳ ወጻኢ ካብ እትርከብ ሃገር ክትከውን
- ሕጋዊ ናይ መንበሪ ፍቓድ መመልከቲ ዘለዎም ወይ ኣብ ፈረንሳ ኣብ ስሩዕ ኩነታት ትሕቲ 5 ዓመት ዝነበሩ
- ብቋንቋ ትውልዲ ከመይ ጌርካ ምንባብን ምጽሓፍን ምፍላጥ
- እንተወሓደ ብፈረንሳ ደረጃ A1 ክህልዎም
- ልዑል ድራኸ ዘለዎ ክኸውን።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ሓደ መምህር FLE (ፈረንሳ ከም ቋንቋ ወጻኢ) ይሕግዘካ፤

  • ብቋንቋ ፈረንሳ ብኣፍን ብጽሑፍን፡ ኣብ መዓልታዊ ህይወት ወይ ኣብ ስራሕ ምዝርራብ ተማሃር (ኣብ ፍረሎ ኣፕ ምውስዋስ ኣካላት)
  • ንፈተና DELF (ዲፕሎማ ትምህርቲ ብቋንቋ ፈረንሳ) ምድላዋት
  • ክእለት ናይቲ ሓባራዊ ኤውሮጳዊ ማዕቀፍ መወከሲታት ቋንቋታት ምጽዳቕ።
  • ብኢንተርነት ምዝርራብ (ማሕበራዊ መራኸቢታት፡ ትሕዝቶ ምጽሓፍ ወዘተ)
  • ፍሉይ ቴክኒካዊ ሶፍትዌር ርኸቡ፡ ፎቶሾፕ (ምእራም ምስሊ)፡ ፕሪሚየር ኤለመንትስ (ቪድዮታት ምፍጣር)፡ ወርድፕረስ (ምፍጣር መርበብ ሓበሬታታት) ።

ካብ ምጅማር እቲ ስልጠና ጀሚሩ፡ ሓደ ሞያዊ ኣማኻሪ ውህደት፡ ከከም ፕሮጀክትካ (ስራሕ ምርካብ፡ ስልጠና ምውሳድ) ን6 ኣዋርሕ፡ ብሕታዊ ደገፍ ይህብ።

ኩነታትካ ንምግምጋም ናይ ጉጅለን ውልቃውን ዓውደ መጽናዕትታት ይውደብ።

ከመይ ንገብሮ?

ከምኡ ውን መጺእኩም ክትረኽቡና ትኽእሉ ኢኹም: 10 ቦታ ኖቤል - 77350 Le Mée-sur-Seine

እቲ ቤት ጽሕፈት ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ካብ ሰዓት 9፡00 a.m ክሳብ 12:30 ከምኡ’ውን ካብ ሰዓት 1:30 ክሳብ 17:00 ክፉት እዩ።
ኣብ ላዕሊ ገጽ

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
claudia mclaudia mምምሕዳር
te77te77ተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
rezgar-bapirirezgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
cyberepcyberepተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
ammar bazzaziammar bazzaziተርጓሚ/ሚት
iris_5033iris_5033ተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት