Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ምስ le CPH de Bourges, association Le Relais

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት

ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ

ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜትኽኽል 9 ወርሒ

ኣበይ ?

ማሕበራዊ ደገፍ ይሃልኹም

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un an

እንታዩ’ዩ ?

ናይ ሪለይ ግዝያዊ ማእከል መንበሪ (CPH) ንስደተኛታት ደገፍ ይህብ መዓልታዊ ን9 ኣዋርሕ ዝጸንሕ ማሕበራውን ትምህርታውን መደብ ኣለዎ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ኣብ ምምሕዳራዊ ኣገባባት ሓገዝ ንምርካብን።
  • ጥዕናዊ ደገፍ ይገብ።
  • መንበሪ ቦታ ክንክን ምክኣል።
  • ገብኸመይ መንበሪ ገዛ እትሕሉ ምፍላጥ።
  • ኣብ እን ወሊድነትነት ተሓግዙ።
  • ባጀትካ ብግቡእ ምምሕዳር ተማሃሩ።

ከመይ ንገብሮ?

ብ ሓደ ሰራሕተኛ ኣሲስታንት ሶሻልኩም፣ ናይ ሓደ መቐበሊ መሓውር (HUDA, CADA, ወዘተ) እቲ ሰብ ናይ ስደተኛ ደረጃ ምስ ረኸበ ብቕልጡፍ CPH ንኽወሃሃድ ምስ OFII ኦሬንቴሽን ክገብር ኣለዎ።

ኣብ ላዕሊ ገጽ

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

marianne georgesmarianne georgesምምሕዳር
houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
a mugniera mugnierምምሕዳር
cddd45cddd45ተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
asma33asma33ተርጓሚ/ሚት
ammar bazzaziammar bazzaziተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
rezgar-bapirirezgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት