Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ምስ le Dispositif Insertion Réfugiés (DIR)

Coallia
ኣዳላዊCoallia

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት

ዋጋ

ኣብ መንጎ 60€ ን 700€ ናይ ወርሒዘሎ ዝርዝር

ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ

ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜዳርጋ 6 ወርሒ

ኩነታት

መንበሪ ፍቓድ ካርድ ወይ ወረቐት ምህላው
ናይ ባንክ ሕሳብ ምህላው

ኣበይ ?

ምርካብ ግዝያዊ መንበሪ ገዛ ድሕሪኡ ርእስኹም ምኽኣል

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 7 mois

እንታዩ’ዩ ?

ምስ ኣቃውማ ስድራቤትኩም ዝተመጣጠነ ግዝያዊ ንኡስ ክራይ መንበሪ ኣባይትን ከከም ድሌታትኩም ዓለማዊ ማሕበራዊ ደገፍን ይህበኩም ።

ንውሓት ግዜ ናይቲ ንኡስ ውዕል ክራይ 6 ወርሒ ኮይኑ፡ ኣብ ነፍሲ ወከፍ 6 ወርሒ ዝሕደስ እዩ። እቲ ዝካረ መንበሪ ገዛ ነቲ ኣብኡ ዝቕመጥ ሰብ ቀዋሚ መንበሪ ክኸውን እዩ።

ነዚ ስርዓት ንምውህሃድ እኹል ጸጋታት ክህልወኩም ግድን እዩ (ንኣብነት: ስራሕ ምህላው፣ ርጉእ ኣታዊ ምህላው ወዘተ ተኸኣላይ ይገብሮ)።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ክትረኽቡ ትኽእሉ ኢኹም፤

  • ፍጹም ርእሱ ዝኸኣለ ናይ ብሕቲ መንበሪ
  • ንኤፒኤል መሰል ዝህብ ንብረት ዘለዎ መንበሪ (ብመሰረት ኩነታት ኣታዊኹም)።
እቶም ኣፓርታማታት ኣብ ቀንዲ ከተማታት villes de l'Oise.ይርከቡ

ውዕል ክራይ ምስ ፈረምካ ምስ ናይ ሓደ ወርሒ ክራይ ዝሰማማዕ ውሕስነት ክትከፍል ኣለኩም።

ክራይ ገዛኻ ብመሰረት መሰላት APL (CAF ) ክሕሰብ እዩ።

ኣብ ገዛኹም ቆጻሪታት ክትከፍቱ ንሕግዘኩም። ሃልኪ ጸዓትካ ብኸመይ ከም እተመሓድርን ሕሳብካ ብኸመይ ከም እትኸፍልን ክትፈልጥ ኣለካ።

ሓደ ማሕበራዊ ሰራሕተኛ ኣብቲ ቦታ ተረኺቡ ኣብ ኣገባባትካ ከከም ድሌታትካን ፕሮጀክትካን ይድግፈካ፤

  • ስራሕ/ስልጠና
  • ስድራቤት (ትምህርቲ፡ ወላዲነት)
  • ምሕደራ ባጀትን ሃልኪ ጸዓትን።
  • ኣብ ጽገና ኣባይቲ ዝግበር ሓገዝ
  • ጥዕና
  • ናጻ መንበሪ ድለዩ።

ከመይ ንገብሮ?

ናብ 115 ብምድዋል ወይ ንዝድግፈካ ማሕበራዊ ሰራሕተኛ (CHRS, CCAS, CAF, ወዘተ) ርክብ ብምግባር ካብዚ ስርዓት ተጠቃሚ ክትከውን ክትሓትት ትኽእል ኢኻ።

ነቲ ቅድመ ኩነት እንተ ኣማሊእካ፡ ድሕሪኡ ምስ ኣገልግሎት ውህደት ኣባይቲ ኮኣልያ 60 (SIL) ርክብ ይግበር።

ኣብ ላዕሊ ገጽ

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
xavidumxavidumምምሕዳር
aurélie drobecqaurélie drobecqተርጓሚ/ሚት
ghannamghannamተርጓሚ/ሚት
mohamedsayedx81@gmail.commohamedsayedx81@gmail.comተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
rezgar-bapirirezgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት