Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ናይ ምሸታዊ ትምህርቲ ኣብ Maison des Langues

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት

ዋጋ

15€ ሓንሳብ

ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ

ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜትኽኽል 10 ስሰሙን
ቐጻሊ ተሳትፎትኽኽል 30 ሰዓት ኣብ ሰለስተ ኣዋርሕ

ኣበይ ?

ትምህርቲ ፈረንሳ ውሰዱ

ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік тому

እንታዩ’ዩ ?

ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳ ንምምሕያሽ ናይ ምሸት ትምህርቲ፡ ብኣፋውን ብጽሑፍን፤

  • 2 ትምህርቲ ኣብ ሰሙን 1h30፣ ካብ ሰዓት 16 ክሳብ 19 30 p.m.
  • ብድምር 30 ሰዓታት ትምህርቲ ን10 ሰሙን።
  • ጀማሪ፣ ማእከላይን ምዕቡልን ደረጃ።

ጽቡቕ ምፍላጥ!

ኣብ ዓመት 2 ምውሳድ ኣለዉ: ኣብ ወርሒ ጥሪን መስከረምን .መመልከቲ ካብቲ ናይ ምዝገባ ግዜ ኮይኑ ኣብ ምሉእ ዓመት ተቐባልነት ኣለዎ፡ እንተኾነ ግን ክሳብ ዝቕጽል ናይ ትምህርቲ ዓመት ምጽባይ ይግባእ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

> ትምህርቲ ቅድሚ ምጅማር ደረጃ ፈተና ክትወስድ ።

> ናይ ምሸት ክፍሊ መደባት ብመዓልቲ ክትሰርሕ የኽእል።

> ኣብ መወዳእታ፡ ምዕባለኻ ንምፍታሽ ናይ መወዳእታ ፈተና ውሰዱ።

ብዘይካ እቶም ኮርሳት፡ ክትጥቀሙ ትኽእሉ ኢኹም፤

  • ልምምዳት ክትገብር ዝሕግዙኻ ብመልክዕ ወረቐት ዝሕግዙ ጸጋታት፡ መጽሓፍቲ፡ ዲቪዲ፡ ቅዳሓት ድምጺ ወዘተ።
  • ኣብ ትምህርትኻ ብብሕትኹም ንምስጓም ኣብ ኮምፒተር ዝርከቡ ጸጋታት፡ መግለጺታት ኮርስ (ጽሑፋት ወይ ቪድዮታት)፡ ልምምዳት ኣብ ኢንተርነት፡ ኣገባባዊ ምኽሪ፡ ባህላዊ ኣቀራርባ...ክሰብሉ

ከመይ ንገብሮ?

Maison des Langues ቤት ቋንቋታት

ቴሌፎን፡ 02 44 02 24 45

ኢመይል፡ maisondeslangues@univ-lemans.fr

ጽቡቕ ምፍላጥ!

ቀንዲ ህንጻ ዩኒቨርሲቲ ለ ማንስ ኣብ avenue Olivier Messiaen, 72085 Le Mans ይርከብ።

ኣብ ላዕሊ ገጽ

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

claudia mclaudia mምምሕዳር
houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
utilisateur_14587093utilisateur_14587093ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
ana vanhoutvenneana vanhoutvenneኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
rezgar-bapirirezgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
cyberepcyberepተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት