Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ምስ Médiation Numérique

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት

ዋጋ

ብነጻ

ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ

ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜኣብ መንጎ 6 ን 12 ዘሎ ወርሒ

ኣበይ ?

ግቡእ ኣጠቓቕማ ኮምፑተር ንምፍላጥ ዝዓለመ፣ ሓጋዚ ፍልጠት ምድላብ

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un an

እንታዩ’ዩ ?

ኣማኸርቲ ንዝሕግዙሉ ቦታ፤

  • ኮምፒተርን ስማርትፎንን ብኣድማዒ መንገዲ ምጥቃም
  • ኣብ ኢንተርነት ምምሕዳራዊ ኣገባባት ምፍጻም (ፋይል ምልኣኽ፡ ቅጥዒ ምምላእ፡ ሰነድ ምውራድ ወዘተ)
  • ብውሑስ መንገዲ ኣብ ኢንተርነት ምእታው (ውልቃዊ ሓበሬታ ምሕላው፣ ፓስዎርድ ምሕላው ወዘተ)

ምፍላጡ ዝግገድስ!

ውልቃዊ ሓጋዚ፣ ከምኡ ውን ናይ ጉጅለ ዓውደ መጽናዕትታት ምስታፍ ይከኣል እዩ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

እቲ ናይ ርብዒ ዓመት መግለጺ ናብ CAF ምግባር፣ ናብ Pôle Emploi ኢመይል ምልኣኽ፣ ኣብቲ ፕረፈክቸር ቆጸራ ምሓዝ፣ ንማሕበራዊ ኣባይቲ ንምምልካት ቅጥዒ ምምላእ፣ ካብ OFPRA ደብዳቤ ኣውርድ... ኩሉ ነገር ከመይ ጌርካ ኣብ ኢንተርነት ከም እትገብር ክትመሃር ትኽእል ኢኻ። ግዜ ንምቑጣብን ናጻ ንምዃንን እዩ።

ኣብ ኢንተርነት ሓበሬታኻ ብኸመይ ከም እትዕቕቦን እክሕልዎን ምኽሪ ክትሓትት ትኽእል ኢኻ፡ ከምኡ'ውን "ሳይበር ድሕነት" ብዝበለጸ ንምርዳእ ዘኽእል እዩ።

ከመይ ንገብሮ?

ሕቶ ምስ ዝህልወኩም፡ ቴክኒካዊ ጸገም እንተሃልዩኩም፡ ወይ ድማ እቲ መደብ ንጥፈታት ኣብቲ ቦታ ምስ እትደልዩ፡ ነቲ "Le 400" ዝብል ከባቢ ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም፤

  • ኣብቲ ቦታ: 12 ቦታ ጂን ማሪ ዳውዚየር: 19100 ብሪቭ-ላ-ጋይላርድ
  • ብስልኪ፡ 05 55 22 44 71
  • ብኢመይል፡ contact@le400.fr
ኣብ ላዕሊ ገጽ

11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

claudia mclaudia mምምሕዳር
houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
nounouተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
le 400 tiers lieu numériquele 400 tiers lieu numériqueኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
mgomgoተርጓሚ/ሚት