Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ምስ (ስኪፕኤለስ ቡይሶኒየርስ) PasserElles Buissonnières

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት

ዋጋ

ብነጻ

ኣበይ ?

ኣብ ፕሮጀክትታትኩም ደገፍ ንኽግበረልኩም ምስ እትደልዩ

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un an

እንታዩ’ዩ ?

ማሕበር PasserElles Buissonnières ንደቂ ኣንስትዮ ስደተኛታት ኣሰንዩ ኣብ ፈረንሳ ህይወተን ንምህናጽ ይሕግዘን።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ፕሮጀክት PasserElles Buissonnières ብተመኩሮ ስደትን/ወይ ሕማምን ዝሓለፋ ደቂ ኣንስትዮ ማሕበረ-ሞያዊ ፕሮጀክት ክሃንጻ የኽእለን።

ምስ ሓኪም፣ ጠበቓን ማሕበራዊ ሰራሕተኛን ውልቃዊ ደገፍ ንህብ።

ሓባራዊ ዓውደ መጽናዕትታት (ሰሙናዊ ወይ ወርሓዊ) ምስ ህይወት ፈረንሳ ክትላለ፡ ፍልጠትካን ተመኩሮኻን ከተካፍልን ምስ ካልኦት ደቂ ኣንስትዮ ተራኺብካ ኣንጻር ማሕበራዊ ተነጽሎ ክትቃለስን የኽእለካ።

ከመይ ንገብሮ?

ናብቲ ፕሮጀክት ንምጽንባር፡ ቆጸራ ምሓዝ ጥራይ እዩ ዘለካ፤

  • ብስልኪ ፡ 04 26 17 47 18
  • ወይ ብኢመይል ርኸቡና ፡ contact@passerellesbuissonnieres.org

ቀዳማይ ቃለ መሕትት ክንራኸብ የኽእለና። ድሕሪኡ ክትጽንበረና ትውስን ዲኻ ዘይትውስን ንስኻ ኢኻ ትመርጽ።

ምፍላጡ ዘገድስ

እቲ ማሕበር ኣብ 26 rue des Capucins 69001 Lyon (ሜትሮ ኤ "ሆቴል ደ ቪል" ወይ ሜትሮ ሲ "ክሮይስ ፓኬት") "Hôtel de Ville" ou métro
C "Croix Paquet" ይርከብ።

ኣብ ላዕሊ ገጽ

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

a mugniera mugnierምምሕዳር
houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
tasnimetasnimeተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
meryem lakchinimeryem lakchiniተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
robyncrfrobyncrfተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
hannahhannahተርጓሚ/ሚት
passerelles buissonnièrespasserelles buissonnièresኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ