Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ምስ Paris Institute of Childcare Training et Pôle Emploi

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት

ዋጋ

ብነጻ

ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ

ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜትኽኽል 3 ወርሒ
ቐጻሊ ተሳትፎትኽኽል 35 ሰዓት ኣብ ሰሙን
ዝርከበሉ መዓልቲሰኑይ, ሰሉስ, ረቡዕ, ሓሙስ, ዓርብ

ስልጠና ምሃብ ን ቋንቋ እንግሊዝኛ ንዝመልኩ ሰባት ኣብ ሞያ ክንክን ህጻናት

ኣቐድዲሙ ዝነበረ 8 місяців тому

እንታዩ’ዩ ?

እዚ ናይ 3 ወርሒ ስልጠና ኮርስ (ብጠቕላላ 399 ሰዓታት) ንተዛረብቲ እንግሊዝኛ ስደተኛታት ምስ ሞያዊ ፕሮጀክት ኣብ ጽላት ክንክንን ህጻናት ስልጣኒ እዩ።

ዕላማ ናይቲ ስልጠና ን ክንክን ህጻናት ን ተዛረብቲ ቋንቋ ብከመይ ጌርካ ከም እትከናኸን ንምፍላጥ ዝዓለመ ስልጠና እዩ።

እቲ መደብ ስልጠና፤

  • ካብ 0 ክሳብ 6 ዓመት ዝዕድሚኦም ህጻናት ናይ ምእላይ ክእለት ምምሃር (ጽሬትን ጽሬትን፡ ኣመጋግባ፡ ድቃስ፡ ንጥፈታት ወዘተ)
  • ፈረንሳ ምንባብ፡ ምጽሓፍ፡ ምርዳእን ምዝራብን ተማሃር
  • ናይ ሞያዊ ዓለም ኮዳት ምምሃር፣ መመልከቲታት ምድላው፣ ስራሕ ምድላይ.
ኣገዳሱ ሓበሬታ!

ትምህርቲ ብእንግሊዝኛን ፈረንሳን፡ ምሉእ ግዜ (ኣብ ሰሙን 35 ሰዓታት)፡ መዓልታዊ ካብ ሰዓት 9 ክሳብ 17 .

ዝቕጽል ስልጠና ዝካየደሉ መዓልታት፤
- ካብ 28 ሕዳር 2023 ክሳብ 28 ለካቲት 2024

Les cours sont en anglais et en français, à temps plein (35 heures par semaine), tous les jours de 9h à 17h.

Dates de la prochaine formation :
- du 28 novembre 2023 au 28 février 2024

Pour participer à la formation, il faut :

ትምህርቲ ብእንግሊዝኛን ፈረንሳን እዩ፣ ምሉእ ግዜ (35 ሰዓታት ኣብ ሰሙን)፣ መዓልታዊ ካብ ሰዓት 9 ንግሆ ክሳብ ሰዓት 5 ድሕሪ ቀትሪ።

ቀጻሊ ስልጠናታት ዝካየደሎም ዕለታት፤
- ሰነ 17 2023
-ኣብቲ ስልጠና ንምስታፍ፤

- ኣብ Pôle Emploi ተመዝጊቡ ክኸውን

- ክሳብ ነሓሰ 2023 ዝጸንሕ መንበሪ ፍቓድ ክህልዎም

- ምምላኽ እንግሊዝኛ ደረጃ B2
(ኩሉ ደረጃታት ቋንቋ ፈረንሳ ቅቡል እዩ)

- ኩሉ ብቁዕ ዝኾነ ናይ ሕክምና ሰነዳት ከስርሕ ዝኽእል ድሕረባይታ ፣ ን ምስ ህጻናት ዘስርሕ ክህልወኩም ባይታ ይግባእ

- ምንባብን ምጽሓፍን ምኽኣል

ንምንታይከ የዘገድስ?

ኣብዚ ስልጠና፡ ኣብ ቅድመ ቁልዕነትን ምስ ደረጃኻ ዝተመጣጠነ ትምህርቲ ፈረንሳን ዝምልከት ዓውደ-መጽናዕትታት ትሳተፍ።

ብተወሳኺ ሞያዊ ፕሮጀክትካ ተዳሉ: ሲቪን ናይ ሽፋን ደብዳቤን ትሰርሕ: ኣብ ጽላት ክንክን ህጻናት ስራሕ ትደሊ: ሞያዊ መርበብ ከተማዕብል: ክእለትካ ከተዕቢ።

ኣብ እዋን ስልጠና፡ ከከም ኩነታትኩም ብፖለ ኤምፕሎምፕልዋ ዝስላዕ ክፍሊት ክህልወኩም እዩ።

ኣብ መወዳእታ ናይቲ መደብ፡ ናይ ውልቂ ናይ ስልጠና ምስክር ወረቐት ክትረኽቡ ኢኹም።

ናይዚ ስልጠና ትጽቢታት እንተድኣ ኣማሊእካ (ኣብ ኩሉ ክፍልታት ምክፋል፣ ሰዓቱ ምሕላው፣ ኣብ ትምህርቲ ምግስጋስ፣ ዝድለ ስራሕ ምፍጻም፣ ነቲ ሞያዊ ፕሮጀክት ምጽዳቕ)፣ ንኻልእ ስልጠና ምስ መሻርኽቲ ኩባንያ ናይ ምምዝጋብ ኣማራጺ ኣለካ። ወግዓዊ ዲግሪ ንምርካብ .

ከመይ ንገብሮ?

ንምምዝጋብ ብኢመይል ተወከሱ፤

  • amelie.saintdenis@parisict.com
  • virginia.bastide@parisict.com

ናይ ተሌፎን ኣኼባ ክውደብ እዩ፣ ድሕሪኡ ኣብ ናይ ጉጅለ ኣኼባ ክትሳተፉ ኢኹም።

ኣብ ላዕሊ ገጽ

11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
ammar bazzaziammar bazzaziተርጓሚ/ሚት
mariammariamተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
anastasiaanastasiaተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
pictpoecpictpoecኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ