Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ROUTE ሮተ 37

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳA1, A2, B1, B2, C1

ዋጋ

ብነጻ

ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ

ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜዳርጋ 1 année

መንበሪን ስራሕን ምርካብ

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 ans

እንታዩ’ዩ ?

መንገዲ 37 ኣብ ክፍሊ ኢንድረ-ኤት-ሎየር ኣብ ምድላይ መንበሪ ኣባይትን ስራሕን የሰንየካ።

እቲ ዕላማ፡ ንስደተኛታት ከከም ድሕረ ባይታኦም፡ ድሌታት ነፍሲ ወከፍ ሰብ ዘማልእ ውልቃዊን ብሕታዊን ደገፍ ምሃብ እዩ።

ጽቡቕ ክትፈልጥ :!

መንገዲ 37 ብዓሰርተ መሓውራት ዝቖመ ኮይኑ ኩሎም ንጠለባት ስደተኛታት ንምምላእ መመላእታ ተግባራት ዝህቡ እዮም፡ ፕሮጀክትታት ውህደት፡ ስልጠና፡ ገምጋም ቋንቋ፡ ስነ-ኣእምሮኣዊ ደገፍ ወዘተ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

እቶም ኣብ ፕሮጀክት መስመር 37 ዝሳተፉ 10 መሓውራት ብሕታዊ ደገፍ ይህቡኻ: ውልቃውን/ወይ ሓባራዊን ከከም ድሌታትካ።

ጋንታታት መስመር 37 ኣብ ጉዕዞኻ ኣብ ጉዳያት ምንቅስቓስ፣ ጥዕና፣ ተበፃሕነት ስልጠና፣ ትምህርቲ ወዘተ ይድግፉኻ። ከከም ድሌታትካ።

ሓደ ካብቲ ዕላማታት ምስ ኣስራሕትን ዝቖጽሩ ዘለዉ ጽላታት ንጥፈታትን ከም፤

  • ምህናፅ
  • ሕርሻን ምህርቲ ወይንን ዝምልከት ምዃኑ’ዩ።
  • ምሕዳስ

ወዘተ

ከመይ ንገብሮ?

  • ብኢ-መይል ኣድራሻ ፡ marie.sergent@entraide-et-solidarites.fr ወይ ድማ contact@route37.fr
  • ብስልኪ ቁጽሪ ፡ 02 47 31 87 00
  • ብመንገዲ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ዘሎ ናይ ርክብ ቅጥዒ ፡ ኣብዚ ጠውቑ!
ኣብ ላዕሊ ገጽ

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

a mugniera mugnierምምሕዳር
andressa bittencourtandressa bittencourtምምሕዳር
houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
ammar bazzaziammar bazzaziተርጓሚ/ሚት
youyouተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
oksanka_blazeoksanka_blazeተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
anastasiaanastasiaተርጓሚ/ሚት