ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ኮርስ ምውሳድ
ምስ ማሕበር Parabole ፓራቦል

ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ኮርስ ምውሳድ

ምስ 
ማሕበር Parabole ፓራቦል

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ30 mars 2022

እንታይ ኢዩ?

ንዝያዳ ሓበራዊ ዕቤትን ፣ ምዕቤለን ፣ ምእንቲ ን ስራሕን ምርካብ ንኽትክእሉን ዝተታጥሕ መደብ ።

ንመን ኢዩ ፧

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 16 ዕድመ
ግዜ

6 ኣዋርሕ ዝጸንሕ

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
መኽፈሊ
20
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

75 - Paris

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 16 ዕድመ
ግዜ

6 ኣዋርሕ ዝጸንሕ

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
መኽፈሊ
20
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

75 - Paris

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ናይ ንኣሽቱ ግሩፕ ወይ ጉጅለ መደብ

ንሕና ንኣሽቱ መደብ (እንተወሓደ ኣብ 12 ሰባት). ኣተኩርና ንሰርሕ

ብ ፈላጣትን ምሩቓት ሰብ እቲ ዓውዲን ዝውወሃብ ስልጠና

ኣብ ምስልጣን ወጻእተኛታት ዝሰልተኑ ምኩራት፣ ከምኡ እውን ናይ ቋንቋን ፈረንሳ ዝለዓለ ብቕዓት ብዘለዎም ሞያተኛታት ዝወሃብ ዝልጠና

ብ ን ኣብቲ ዓውዲ ዝስልጥኑ ዘለዉ ተመሃሮ፣ ወይ ስታጀኽን ዝወሃብ ስልጠና ።

ባህላዊ መደብ ብምድላው

እቲመደብ ኣኣብ ቋንቋ ፈረንሳ ንምሕጋዝ ብ ዝዓለመ ዝተፈላለየ ባህላዊ ንጥፈታታት ዝተሰነየ እዩ፣

ን ኣብነት ፣ ዑደት ናብ ሙዝየም፣ ተሪኻዊ ቦታታት ናይ ፓሪስን Paris.ብምኻድ ይሰላሰል

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ብቕዓትኩም ንምግምጋም ፈታና ምውሳድ

ሓደ ናይ ቃለመጠይቕ መደብ ን ኹሎም ተሳተፍቲ፣ ብ መሰረት ድሌቶምን ብቕዓቶምን ምድላው

ኩሎም ተሳተፍቲ ዝሓልፍዎ ናይ ክትትል መደብ

ብ ቋንቋታት ዩክሬን ሩስያን ፖለኔዝን ዝዛረቡ ዝተሐገዘ መደብ

ብ ቐጥታ ናብቲ ቦታ ብምኻድ

. ማሕበርና ኣብ
26, rue de la Solidarité, ኣብ
le 19 ኣሮንዲስማ ኣብ Paris እዩ ዝርከብ.

· ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ካብ ሰዓታት 10h00 ካብ18h ክፉት እዩ

· ረቡዕ ዕጹው እዩ

ርኸቡና

  • ኢመይል parabole.asso@gmail.com
  • ቴለፎን : 0687203435
ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
8 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
10እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par

Association Parabole