ቋንቋ ፈረንሳ ምጽናዕን ስራሕ ምርካብን
ምስ ኣብ PADEM

ቋንቋ ፈረንሳ ምጽናዕን ስራሕ ምርካብን

ምስ 
ኣብ PADEM

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ4 août 2022

እንታይ ኢዩ?

ኣብ PADEM ናይ ፈረንሳ ቋንቋ መጽናዕቲ መደብ ን 6 ኣዋርሕ ዝጸንሕ ናይ እናተሓገዝካ ዝወሃብ ትምህርቲ ኣብ ሞሰል Moselle. ዝባሃል ቦታ እዩ

እዚ ዝስዕብ ንጥፈታት ድማ ክትገብሩ ንዕድመኩም

  • 150 ሰዓታት ናይ ቋንቋ ፈረንሳ
  • 25 ሰዓታት ናይ ኢንተርነት
  • ናይ ባህላዊን ምዝንጋዕን ስፖርታውን መድደባት ምስታፍ
  • ኣብ ምድላይ ስራሕ ዝሕግዝእኩም ናይ ስራሕ ንጥፈታት ምግባር
  • ሓደ ናይ ምትሕግጋዝ መደብ ምስታፍ
  • ኣብ ክልል Messin ዝርከባ ናይ ስራሕ ትካላት ቡን ሻሂ ምስታይ

i ኣገዳሲ ሓበሬታ

እዚ መደብ እዚ ኣብ ግዝኣት Messin ዝርከቡ ስደተኛታት ዝምልከት እዩ።

ንመን ኢዩ ፧

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ዑቕባ ዝረኸቡ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

ን 6 ኣዋርሕ

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

57 - Moselle

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ዑቕባ ዝረኸቡ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

ን 6 ኣዋርሕ

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

57 - Moselle

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ዓለመ ስራሕ ምርዳእ

ኣብ ህይወት ናይ ስራሕ ትካላት ስራሕን ዘሎ ንጥፈታት ምስታፍ

ናይ ገዛእ ርእስኻ/ኺ ሞያ መደብ ምውጻእን ምህናጹን

ኣብ እውን እቲ ስራሕ፣ ኣቶም ተመሃሮ ፣ ናይ ገዛእ ርእሶም ፕሮጀጽት ኣብ ምግባር ምሕጋዝ ምኽንር ኣገባባብን ምርኣይ።

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ርኸቡና

ብ ኢመይን : info@padem.org

ናይ ደረጃናይ ፈረንሳ ብቕዓትኩም ንምግምጋም ኩነታትኩም ምፍላጥ ተገዲስና ብምግምጋም ነሰልጥነኩም እዩ

እሞ እንተደኣ ምስ መደባትና ክትወሃሃደኡ ደሊኹም ፣ከከም ኩነታትኩም ኣብ መጸበዩ መስመር ስምኩም ከነስፍሮ ኢና።.

i ኣገዳሲ ሓበሬታ፣

ዝቕጽል ምዝገባመስከረም 22 2022 እዩ

ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
10 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
11እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par

PADEM