Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ኣብ École des Métiers Dijon Métropole

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳA1

ዋጋ

ብነጻ

ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ

ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜዝለኦኣለ 2 ዓመታት

ኣበይ ?

ኣብ ሕጽቦን ምስትራርን ዘስርሕ ስልጠና ንምርካብ

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un an

እንታዩ’ዩ ?


(EDM) ዝተባህለ
ትካል፣ኣብ ዝተፈላለዩ ስልጠናታት ከም እኒ ናይ (ሬስቶታንት እንዳዕምበባ፣ ምቕምቃም ጸጉሪን፣ ስርሓት ኣውቶሞቢልን ዘሰልጥን እዩ።) ብዘይካ እዚ
እውን፣ ኣብ ሕጽቦ ፣ምስትራር፣ ምዕጻፍን ምስትኽኻ ፣ዝሕጸቡ ኽዳውንቲ ምሕጻብን ምጉዕዓዝን ዝሰርሕ ትካል እውን እዩ።

ብዘይካ እዚ
እውን፣ ኣብ ሕጽቦ ፣ምስትራር፣ ምዕጻፍን ምስትኽኻ ፣ዝሕጸቡ ኽዳውንቲ ምሕጻብን ምጉዕዓዝን ዝሰርሕ ትካል እውን እዩ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ኣብቲ ዓውደስራሕ ብምስታፍኩም ብቐጥታ ሰራሕተኛታታ እቲ ትካል ምዃን የኽእል።

ነዚ ንምግባር ምስ ሞያውያን ኣሰልጠንቲ እዩ ዝሰላሰል

ኣብ እዋን ስራሕ ንያ ቋንቋ ፈረንሳ ክእለት እውን ንምምዕባል እውን ስልጠና ናይ l’École des Métiersብምትሕብባር ይህብ።

ን ስራሕ ምርካብ ዝተሸገሩ ሰባት ስራሕ ምሃብ የኽእል

ከመይ ንገብሮ?

ፈለማ ንl’École des Métiers.ኢልኩም

  • ብ ኢመይል: contact@ecoledesmetiers.fr
  • ቴለፎን : 0380684880
ኣብ ላዕሊ ገጽ

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
noornoorተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
mariammariamተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
anastasiaanastasiaተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
asabutterasabutterተርጓሚ/ሚት
mhd aweiss al doboushmhd aweiss al doboushተርጓሚ/ሚት
emmanuel arnalemmanuel arnalኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ