Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ኣብ ከተማ ቡርጎኝ ዝርከብ ማሕበር ሰኩር ካቶሊክ"Secours Catholique Bourgogne" ትርጉሙ ህጹጽ ካቶሊካዊ ሓገዝ ማለት እዩ፣

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲሃገር ኣልባ ሰባት, ሓተትቲ ዑቕባ, ስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ዜጋታት ፈረንሳ

ዋጋ

ብነጻ

ኣበይ ?

ቋንቋ ፈረንሳ ምጽናዕ፡

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 3 ans

እንታዩ’ዩ ?

እዚ መደብ እዚ ንሓደሽቲ ቋንቋ ፈረንሳ ንምምህሃር ዝዓለመ እዚ፣ ብዝተፈላለዩ ባህላዊን መደባት ዝሃብተመ እዩ።(ንኸተማ ምብጻሕ፣ ዝተፈላለዩ መደባት ብምክያድ )ምስ ንቀጻሊ መሳርሕቲ ክኾኑ ዝኽእሉ ሞያውያን ሰባት ምፍላጥ ወዘተ ዝኣመሰሉ ንጥፈታት ዘካተተ

ኣገዳሲ ሓበሬታ

እዚ ኣብ ከተማ ዲጆን፣ ዝወሃብ ስልጠና እዚ፣ ንደለይቲ ናይ መኪና ምዝዋር ትምህርቲ ዝሕግዝ፣ ምጽናዕ ናይ ምዝዋር ሕጊ ንመምርሒ ፍቓድ መኪና፣ እውን ክህብ ዝኽእል እዩ።

ወይ ኣውን ን ሰርቲፊኬት ናይ ኣፍልጦ ቋንቋ ፈረንሳ ዝሕግዝ (DELF) ክህብ እውን ይኽእል እዩ።

ኣብዚ ክፍለጥ ዘለዎ፣ ንትሕቲ ዕድመ፣ እውን ፍሉይ ሓገዝ ናይ ትምህርቲ ሓገዝ ናይ ምግባር ተኽእሎ ከም ዘለዎ ምፍላጥ ኣገዳሲ እዩ፣ስለዚ ግዱሳት ነዚ ፎርም ክትመልኡ ትኽእሉ ኢኹም። (voir la fiche correspondante de Réfugiés.info ici).

ንምንታይከ የዘገድስ?

ምስ ሓደሽቲ ሰባት ምፍላጥ

ብሓባር ቋንቋ ፈረንሳ ምጽናዕ

ምስ ሓደሽቲ ሰባት ምፍላጥ

ሓደ ሰርቲፊኬት ምሓዝ

ኣብ እዋን ትምህርቲ፣ ብመሰረት ደረጃኹም ዝኸይድ፣ ን ፈተና DELF.ንምሕላፍ ዘኽእለኩም ስልጠና ምውሳድ።

.

እቲ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ክላስ፣ ብ ሃብታም ተሞክሮ ዘለዎም መምህራን ዝሃብተመ እዩ

ከመይ ንገብሮ?

ኣብ እዚ ዝስዕብ ካርታ ብምምርኳስ፣ ማለት ብምጥዋቕን ናይ ኣገልግሎት ቦታታትና ሓበሬታ ምርካብ ይከኣል።

ኣብ ላዕሊ ገጽ

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
nounouተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
kristel mabialakristel mabialaተርጓሚ/ሚት
utilisateur_61623907utilisateur_61623907ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
yoyobkyoyobkተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
abrhamabrhamተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
kaminska.yuliia@chnu.edu.uakaminska.yuliia@chnu.edu.uaተርጓሚ/ሚት
secours catholique délégation bourgognesecours catholique délégation bourgogneኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ