ኣገደቲ ሓበሬታ
ምስ ኣብ ከተማ ኢሴር(Isère) ኢኮል ዱዝየም ቻንስ፣ ወይ ካልኣይ ዕድል
ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ
ዋጋ
ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ
ኣበይ ?
ምስ ኩሉ ሰብ ኩነታቱንዝሰማማዕን መስርሕ ስልጠና፣
እንታዩ’ዩ ?
እናተመሃርካ ናይ ምስራሕ ዕድል እዚ ን ክሳብ 25 ዓመት ዝዕድሚኦም ዝተፈላለዩ ናይ ስደተኛታት ዕቕባ ንዝረኸቡ ስደተኛታት ዝምልከት እዩ።
እዚ መደብ እዚ ራይሲንግ(RISING ) ብዝተባህለ መደብ ስልጠና ኣብ ርእሰ ከተማ ናይ ዞባ ግሮኖብል ኣልፕስ(Grenoble Alpes Métropole)ዝካየድ መደብ እዩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ትካላት ስራሕ እዩ ዝሓልፍ እዚ ድማ (ካብ 40 ክሳብ 30 ሚእታዊት ዝኣክል ጊዜኹም) ክበጽሕ ይኽእል።
ትምህርቲ ናይ ኤፍ ኤል አ (FLE) ከምኡውን ሕሳብ ስልጠናታት ( maths,) ናይ ትምህርቲ ኮምፒተር (informatique) ፣ ሓፈሻዊ ባህልን ወግዕን (culture générale) ዝምልከት ፍልጠታት ዝድህስስ ዝሕቖፈ እዩ።
ከምኡውን ምሕደራዊ ወረቓቕቲ ኣብ ምስላጥ፣ መንበሪ ገዛ ኣብ ምርካብን፣ ዝተፈላለዩ መሰላትኩም እትረኽቡሉ እዩ።
ከመይ ንገብሮ?
ክትምዝገቡ እንተደሊኹም፣ እቲ ቕጥዒ መሕተቲ ምምላእ የድሊ።
ብ ኢመይል
Info@e2c38.fr
እዚ ፋልይ ጠቓሚ ኮይኑ ዶ ረኺብኩሞ ?
ን ዝተርጎሙን: ርእይቶኦም ዘበርከቱን ኩሎም ነመስግን
13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ