ኣገደቲ ሓበሬታ
ምስ la carte Breizh Go Solidaire
ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ
ዋጋ
ኣብ ምንቅስቓስ ኣባ ብሪታንኝ
እንታዩ’ዩ ?
La SNCF ጨንፈር ናይ ፕሮጃኝ ብሳላ እዚ መድባ፣ ኣብ ባቡርን ካብ sur toute la Bretagne, ከምኡ እውን ን ጉዕዞ ናብ TER en provenanceወይ à ካብ région Pays de la Loire ዝርበር ጉዕዞታት ናይ ምጉዳል ዋጋ ከም እትረብሑ ትገብር.
ንምንታይከ የዘገድስ?
እቲ ካርድ ይጠቕም ን :
ደለይቲ ስራሕ ኣብ ፖልምፕልዋ ምዝጉባት Pôle Emploi Bretagneናይ ልዕሊ 4 ኣዋርሕን 80% ሚእታዊት SMI ናይ ስሚክ ምኽፋል ንዝጀመሩን
ናይ (ASS) ተኸፈልቲ
ናይ (ADA) ትኸፈልቲ
ን ን ኣ RSA ተኸፈልቲ
ን ናይ l'AAH (ኣካለ ጎደሎ ተኸፈልቲ )
ን ናይ e l'ASPA (ኣረጋውያን ተኸፈልቲ )
ን ና ናይ : PACEA (Parcours Contractualisé d'accompagnement vers l'Emploi et l'Autonomie) ተኸፈልቲ , CUI (ናይ ፍሉይ ኮንትራት ተኸፈልቲ ), CDDI (ን ግዝየውያን ሰራሕ ተኛታት )
ን ኣብ ናይ ስራሕ ልምምድ ዘለዉ ሰባት Conseil Régional de Bretagne ዝኽፈሉን የጠቓልል
Bénéficier d'un réseau de transport dense dans tous la région Bretagne. Vos droits vous couvrent pendant une année entière.
ከመይ ንገብሮ?
ሓደ ናይኦን ላይን : cliquez-ici ምምዝጋብ
ምስ ናይ መረጋገጺ ብምሓዝ ፣ ቆጸራ ኣብ ኣከባቢኡ ዝርከብ ካርድኹም ውሰዱ !
እዚ ፋልይ ጠቓሚ ኮይኑ ዶ ረኺብኩሞ ?
ን ዝተርጎሙን: ርእይቶኦም ዘበርከቱን ኩሎም ነመስግን
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ