ኣገደቲ ሓበሬታ
ምስ ምስ Refugeeks
ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ
ዋጋ
ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ
ኩነታት
ምምሃር ንምዕባይ ኣፍልጦ ኮምፑተርን ኢንትርኔትን
እንታዩ’ዩ ?
እዚ ናይ 6 ሰሙን ስልጠናዊ ሰሚናር፣ ኣጠቃቕማ ኮምፑተር ብሓፈሻ፣ ብፍላይ ድማ ኣገባብ ኢንነተርኔት (ኢመይል) ናይ ዶክመንት ኣተቓቕማ ወዘተ...), ናይ ውልቂ ምምሕዳራዊን ናይ ስራሕ ወረቓቕቲን ካልእን ዝጠቅም እዩ።
ከምኡ እውን፣ ኣብ ዙርያ ናይ ኢንተርኔት ስልጠና ብ ቋንቋ ፈረንሳ ዘጠቓለለ እዩ። ኣብ ፓሪስን ከባቢኣን :
ን ኣፍልጦ
እቲ ስልጠና ኣብ ሓያሎ ከተማታት (ሞንትሩይል፡ ግረኖብል፡ ሊዮን፡ ስትራስበርግ ወዘተ) ኣብ ዝተፈላለየ ዕለታት ይወሃብ: ንዝርዝር ሓበሬታ ኣብ ታሕቲ ናይቲ ወረቐት ኣብ ዘሎ ሊንክ ጠውቑ።r
ንምንታይከ የዘገድስ?
ኣብዞም ዝስዕቡ 7 ኣርእስታት ዘተኮረ
- ናይ ኮምፑተር ብሓፈሻ (ናይ ኮምፑተራዊን ,ናይ ሕትመት ወዘተ ኣፍልጦ .)
- ምስልጣን ምምራጽን ዳውንሎድ ምግባርን ናይ ኣፕሊኬሽናት
-ኣገደስቲ ንጥፈታት ምክያድUኮነክሽን (ኢመይል p፣ ሴር ምግባርdሕሳቭኩም ምርኣይ ወዘተ .)
- ምውሓስናይ ኦን ላይን ርክባት
- ኣተቓቕማ ናይ ኢንተርኔት ቃላት ምምላኽ
ብቀጥታ ትምህርቲ ናይ ቃንቃ ፈረንሳይ ምስ ናይ (ዲጂታል ) ዝተሓሓዝ ንተማህሮ ናይ 70 ሰዓት እብ ዝወሃብ ስልጠና ትምህርቲ ብቅዓትኩም ምምሕያሽ:
እዚ ስልጠና እዚ ኣብዚ ዓውዲ እዚ ዘሎ ስራሕ ናይ ምፍጣር ዕድል የስፍሕ CVን ናይ ተበግሶ ደብዳቤን ንምጽሓፍ ምኽኣል ወዘተን ዘጠቓልል ስልጠና ምርካብ
እዚ ዝልጠና ን ኣብ ኢንተርነት ዝካየድ ናይ ርሑቕ ፣ ናይ ቤት ዝሕፈት ጉዳያት ንምስላጥ የኽእል!
ከመይ ንገብሮ?
ዝርዝር ናይ ዝመጽእ ስልጠናታት ንምርካብ ኣብዚ ጠውቑ ions cliquer ici.
መመልከቲ ንምልኣኽ ኣብ “candidature” ዝብል ጠውቕ እሞ postulez ነቲ ቅጥዒ ምልኣዮ።
ዝቕጽል ስልጠና ኣብ ሞንትሩይል ኣብ Montreuil . 4 መጋቢት ክሳብ ሚያዝያ 12, 2024 ክካየድ እዩ። ኣብዚ ICI ኣመልክቱ።
ብዛዕባ ስልጠና ኣብ ሞንትሩይል ዝኾነ ሕቶ ምስ ዝህልወኩም፡ ንጋብሪኤል ፡Gabriel Anselmo : ganselmo@simplon.co ኢመይል ስደዱ
ኣብዚ ብምጥዋቕ እውን ሓበሬታ ምርካብ ይከኣል ici !
እዚ ፋልይ ጠቓሚ ኮይኑ ዶ ረኺብኩሞ ?
ን ዝተርጎሙን: ርእይቶኦም ዘበርከቱን ኩሎም ነመስግን
ተመሳሳሊ ዛዕባ
18 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ