ኣገደቲ ሓበሬታ
ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ
ናብ ተዓዘብቲሃገር ኣልባ ሰባት, ሓተትቲ ዑቕባ, ዜጋታት ፈረንሳ, ስደተኛታት, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳምንባብን ምጽሓፍን ዝኽእል, A1, A2, B1, B2, C1, C2
ኣበይ ?
ሓግዙና ንምምሕያሽ Réfugiés.info ዝምምዕባል!
እንታዩ’ዩ ?
👉 ተመኩሮኹም ኣብ Réfugiés.info ን 2 ደቓይቕ ኣካፍሉ 👈 ኣካፍሉ።
ናይ ሞባይል ኣጠቓቕሙ ንምምሕያሽ፡ ጉጅለ Réfugiés.info ብዛዕባ እቲ ኣፕሊኬሽን እንታይ ከም እትፈትዉ፡ እንታይ ክመሓየሽ ከም እትደልይዎን ንምርዳእ ሓገዝኩም የድልየና እዩ ።
ሓጺር መሕተቲ ጽሑፍ ኣዳሊና ኣለና ምእንቲ እዚ ዝስዕብ ነገራት ንምትግባር፤
- ተኽእሊኩም ተመኩሮኹም ኣብ Réfugiés.info ኣፕሊኬሽን ኣካፍሉና።
- ኣፕሊኬሽንና ኣብ ምድላይ ሓበሬታ ብኸመይ ከም እተሓገዝኩም ንገረና።
- ከምኡውን ነቲ ኣፕሊኬሽን ንምምሕያሽ ሓሳባትኩም እንተሂብኩምና ደስ ክብለና እዩ።
👉 ኣብዚ ጠውቑ መሕተቲ ኣብ ውሽጢ 2 ደቒቕ ክትምልሱ!
ከመይ ንገብሮ?
ብድሕሪኡ’ከ ?
መላእ ኣባላት Réfugiés.info ንምትሕብባርኩም ዓቢ ምስጋና ከነቕርብ ንፈቱ !
እዚ ፋልይ ጠቓሚ ኮይኑ ዶ ረኺብኩሞ ?
ን ዝተርጎሙን: ርእይቶኦም ዘበርከቱን ኩሎም ነመስግን
10 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ