ምውሳን ስደተኛ ምዃን ምጥንጣን ወይ ምርሕራሕ

ሓደ ስደተኛ፣ ወይ እውን ናይ ዝተፈላላየ ምኽንያት ናይ ዑቕባ መሰል ዝነበሮ ሰብ፣ renoncer au statut ነቲ ዝተዋህቦ መሰል ብምርሕራሕ ን l’OFPRA ኦፍራ ብምሕባር፣ ክርሕርሖ ወይ ከቋርጾ ይኽእል እዩ።
እዚ ማለት ድማ ፣ ምሉእ ብ ምምሉ ምርሕራሕ ኣብ ፈረንሳ ዘለዎ ዑቕባ እንተደኣ ራሕሪሑ እዚ ዝስዕብ ነገራት ኣብ ግምት ከእቱ ኣለዎ።
- እንተደኣ ብምኽንያት ናይ ቤተሰባዊ ለውጢ ፣ እቲ ናይ ቁዕባ መሰልኩም ኣገዳስነት ዘይብሉ ኮይኑ ረኺብክሞ። ወይ እውን ;
- እንተደኣ ናብ መበቆል ዓድኹም ምምላስ ንህይወትኩም ዘየስግእ እንተ ኮይኑን
ኣገዳሲ!
እዚ ውሳኤ ናይ ምርሕራሕ ናይ ስደተኛ መሰልኩም définitive ንኹልሳዕ ዝጸንዕ ቀዋሚን ምስ ዝኸውን ኣባኹምን ኣብ ስድራ-ቤትኩምን ዓቢ ጽልዋ ከም ዝህልዎ ኣስተውዕሉ።
እዚ ውሳኤ ናይ ምርሕራሕ ናይ ስደተኛ መሰልኩም définitive ንኹልሳዕ ዝጸንዕ ቀዋሚን ምስ ዝኸውን ኣባኹምን ኣብ ስድራ-ቤትኩምን ዓቢ ጽልዋ ከም ዝህልዎ ኣስተውዕሉ።
መተሓሳሰቢ : ፍልይ ዝበለ ፣ ሓንቲ ቆልዓ ትሕቲ ዕድመ ብ ብጾታዊ ግርዘት ወይ ምኽንሻብ፣ ምኽንያት ብምግባር፣ ኣብ ፈረንሳይ ዑቕባ ዝረኸበት ፣ እንተ ኮይና ፣ ናብ መበቆል ሃገራ ናብ ዝነበሮ ሓደጋ ስለ እትቃላዕ ፣ ናብ መበቆል ዓዳ ብፍጹም ኣይትምለስን እያ።
ከመይ ንገብሮ?
ብድሕሪኡ’ከ ?
16 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ















