ምጥላብ ናይ ዕለተ ልደት ሰርትፍኬት ንምርካብ
ኣዳላዊ Ofpra ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un anሰርቲፊኬት ዕለተ ትውልዲ፣ ወግዓዊ ሰነድ ናይ ዕለተ ልደትን ቦታ ትውልዲ ናይ ሓደ ሰብ ወይ ሓንቲ ሰብ ዝሕብር ሰነድ እዩ።
እዚ ሰነድ ናይ ዕለተ ትውልዲ d’état civil (መንነት ወረቐት)ኣብ l’OFPRA (Office
Français de Protection des Réfugiés et des Apatrides) ኣብ ዝበሃል ቤት ጽሕፈት ዝወሃብ እዩ።
L’OFPRA ኦፍራ፣ ብዘይካ ናይ ዕለተልደት ጥራይ ዘይኮነ፣ ካልእ ኣገደስቲ ዶክመንታት ን ስደተኛታት፣ ን ናይ ቁዕባ ወረቐት ዘለዎም (ስደተኛታት፣ ከምኡእውን ብዝተፈላለየ ወረቓቕቲ ዘለዎም ሰባት ):ን ኣብነት ሓደ ካብኡ l'acte de mariage ናይ መርዓ ወረቐት፣ ናይ ቤተሰብ ወረቐት ዕተለ ልደት ናይ ሞት ወዘተ l'acte de décès.
ሰርቲፊኬት ናይ ዕለተ ልደት፣ ኦፍራ l'OFPRA ሓደ ዶክሜንት document authentique (officiel) ወይዓዊ ወረቐት indispensable ሓያሎ ናይ ምምሕዳር ወረቐታትከም እኒ፣ (መርዓ፣ዜግነት፣ ንታሴራን …)ይጠቕም
ምፍላጡ ዘገድስ
ናይ ልደት ምስክር ወረቐት ናይ ምጽናሕ ግዜ የብሉን፣ ማለት ኣብ ምሉእ ህይወትካ ኩሉ ግዜ ቅኑዕ እዩ። ንሓዳር ወይ ንPACS ግን ትሕቲ 3 ወርሒ ዝኾነ ናይ ልደት ምስክር ወረቐት (ቅድሚ 3 ወርሒ ዘይመልእ ብ Ofpra ዝተላእከ) ከተቕርብ ኣለካ።
ከመይ ንገብሮ?
ብድሕሪኡ’ከ ?
18 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
a mugnier
claudia m
diplosamተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
marina bondarenkoተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
aman expertተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
anastasiaተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት