Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ፐን ችረኣቲቨ 21 PLIE Creativ'21

Créativ 21
ኣዳላዊCréativ 21

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳምንባብን ምጽሓፍን ዝኽእል, A1

ዋጋ

ብነጻ

ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ

ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜዝለኦኣለ 2 ዓመታት

ኣበይ ?

ኣብ ዲጆን ስራሕ ንምርካብ

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 ans

እንታዩ’ዩ ?

እቲ Le PLIE ስራሕን ትምህርቲን ንዝደልዩ ሰባት ምሕጋዝ እዩ ዝዓለመ መደባት የሰላስል

i ምፍላጡ ኣገዳሲ! :ን ነበርቲከተማ Dijon Métropole. አምኡ እውን ካርድ ሰጁኽ ንዘለዎ፣ ሰብ እዩ ዝምልከት እዚ መደብ

ንምንታይከ የዘገድስ?

ነፍሲወከፍ ተሳተፍቲ ከከም ድሌቶም ብተናጸል ይሕገዙ ወይ ይሳለዩ

Le PLIE ናይ ስራሕ ህይወትኩም ኣብ ምህናጽ ይሕግዘአኩም

ተሳተፍቲ ናይቲ መደብ PLIE ኣብ ውሑድ ጉጅለ ተኸፋፊሎም እውን ይሰርሑ

ከመይ ንገብሮ?

ከምኡ እውን እዚ ዝሶብ ኣገልግሎት ይህብPour avoir PLIE :

  • ነዚ ኣገልግሎትና ን ኽትረጅቡ ን ትካላት (ፖለምፕልዋ፣ ኮንሰይ ደፓርትመንታል፣ Cሚስዮን ሎካል CCAS ወይ « emploi »ናይ ኣከባቢኻ ወይ ኣብ Fontaine d‘Ouche ከምኡ እውን des Grésilles >> voir carte ci-dessous)
  • ፋይልኩም ይጽናዕ
  • ደሓር ናይ PLIE. ኣሰናይነት ትረኽቡ
ኣብ ላዕሊ ገጽ

11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
noornoorተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
anastasiaanastasiaተርጓሚ/ሚት
ammar bazzaziammar bazzaziተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
dmytro🇺🇦dmytro🇺🇦ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
plie creativ'21plie creativ'21ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ