ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ስልጠና ምርካብ
ምስ ለስፓስ ረሶርስ ኢልፎላናግ

ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ስልጠና ምርካብ

ምስ 
ለስፓስ ረሶርስ ኢልፎላናግ

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ11 mai 2022

እንታይ ኢዩ?

ን ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ ክመሃር ዝደሊ ኣብ Poitiers. ፕዋትየኽ ንዝነብር። ስልጠና ምሃብ።

i ምፍላጡ ኣገዳሲ ። ኣኣድራሻና ኣብ ውሽጢ ላይብረሪ ፍራንስዋ ሚተራን እዩMédiathèque François Mitterrand.

ንመን ኢዩ ፧

ኣገዳሲ

ኣብ ወርሒ ነሓሰ ወይ ኦገስት ዕጹው እዩ።

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

86 - Vienne

ኣገዳሲ

ኣብ ወርሒ ነሓሰ ወይ ኦገስት ዕጹው እዩ።

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

86 - Vienne

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ግቡእ ትምህርቲ ንምክትታል።

እቲ መደባት ሰሙናዊ ተኸታተልዎ

ውልቃውያን ኣሰልጠንቲ

ምስ ደረጃኹም ዝመጣጠን

ዝርዝራዊ ትምህርቲ

ኣድራሻሻን ቁጽሪ ስልኪ ናይ ማሕበርናን ብምርካብ፣ ብዛዕባ እቶም ስልተናታት ምሕታት ይከኣል።
ተመዝገቡ፣ ምዝራብ ምንባብን ምጽሓፍን ቋንቋ ፈረንሳ ምለኹ።

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ኣብቲ ላይብረሪ médiathèque ምጹና

ኣድራሻና

4 Rue de l'Université, 86000 Poitiers

ወትሩ ዓርቢ ካብ ሰዓት 14 ክሳብ 17h30.

ኣብ Facebook እውን ኣለና

ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
3 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
10እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par

Le Toit du Monde