Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ለ ኤኩብ ደ ካርቴ

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት

ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ

ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜኣብ መንጎ {{min ዝተሓተ}} ን {{max ዝለዓለን}} ዘሎ {{unit መዐቐኒ}}

ኣብ "ናይ ሕትመት ወይ ጽሑፋት " ንንምሻጥ ብውልቅኻ ምስታፍ

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 ans

እንታዩ’ዩ ?

« Les Équipiers du Quartier » ዝበሃል ኣገባብ፣ ሰብ ኣከባቢኡ ጋዜጣ ንኽሸይጥ ዘፍቅድ መስርሕ እዩ "colporteur de presse".ድማ ይበሃል ን ብእኡ ድማ ሰባት ኣብ ጎደና ጋዜጣታት ንኽሸይጥ የኽእሎ።

ካብ እቲ EPATANT ዝበሃል መጋዚናት ንምሻጥ ፣ ሓደ ናይ "Micro-entrepreneur/colporteur de presse". እዚ ድማ ናይ ድሞዝተኛ መሰል ንኽህልወኩም የኽእል እዩ። ንዓኡ መስርሕ ንምግባር ድማ፣ ምስ ዞባውያን ማሕበራት ሓገዝ ንምግባር ክትረኽቡ ትኽእሉ እዩ።

ንምፍላጡ ኣገዳሲ!

« ለ ኤኩፐር ዱ ካርቴር Les Équipiers du Quartier » እዚ ናይ ፈተነ መስርሕ « መጻኢ Pour l'Avenir »ይበሃል።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ብነጻ ኴንካ ንምስራሕ፣ ሚክሮኢንተርፕራይስ፣ ንምህላው መታን ክትክእሉ፣ (ን ሞያዊ ንጥፈታት ንምርካብ ፍቓድ ምውጻኣ ይከኣል እዩ).

ብዝመረጽኩሞ ናይ ስራሕ ሰዓታት ንኽትሰርሑ ዘኽእል፣ ናይ ስራሕ ሃዋዉ ፣ ብ ማሕበርና ክትትል እናተገበርኩም ንምርካብ ።

እዚ ስራሕ ምስ ብዙሓት ፣ ተቐማጦ ናይቲ እትነብርሉ ኣከባቢ የላልየኩም፣ መሕበራዊ ኣፍልጦን ነብሰተኣማማንነትን የዕቢ።

ከመይ ንገብሮ?

Par mail :

- coordination@equipierduquartier.com

Ou par téléphone:

- 07 63 50 95 59

- 07 81 71 87 71

ኣብ ላዕሊ ገጽ

11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
noornoorተርጓሚ/ሚት
mariammariamተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
gitorogitoroተርጓሚ/ሚት
anastasiaanastasiaተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
equipierduquartierequipierduquartierኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ