ናይ ኣይ ቲ ፣ናይ ኢንተርኔት ክኢላ ንምዃን l'Îlde-France ዝውወሃብ ስልጠና
ምስ ኦፐን ክላስሩም OpenClassrooms

እዚ ስልጠና እዚ ኣብ ኦን ኣይን ፣ ካብ 7 ክሳብ 12 ኣዋርሕ እዩ ዝጸንሕ።
ናይ ቀጻሊ ስራሕኩም፣ ኣዝዩ ዘስርሕ እዩ። ካብ እቶም 16 formations,ኣብ ቴትኩም ኴንኩም ብምክትታል፣ ሓድሻ ናይ ስራሕ ናይ ምቕያር ዕድል ዝኸፍት'ውን'ዩ።
- ፓይ ሮል ፣ ወይ ናይ ኣከፋፍላ ስርዓት Gestionnaire de paie
- ናይ ንግዲ ኣገባባትAttaché commercial
- ናይ ወብሳይት ኣማዕባሊ Développeur web / d'applications ንምዃን
ንምፍላጡ ኣገዳሲ!
ን ኽትምዝገቡ 3 ነገራት ምምላእ ይግብኣኩም:
> ኣብ ፖለምልዋ ምምዝጋብ
>ኣብ ኢልደፍራስ ምንባር Ile-de-France
> ወብ ካም ዘለዎ ኮምፑተር ምህላው፣ ን ዝሰርሕ ኢልተርኔት ምህላውን
ብዛዕባ እዚ ኣብ ፍረንች ኣንፎ ሓበሬታ ኣለኩም:https://oc.cm/oc-ref-info
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ













