Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት

ዋጋ

ብነጻ

ኣበይ ?

ምስታፍ ኣብ ወለንታዊ ኣገልግሎት ናይ ምስታፍ ዕድል

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 20 jours

ማሕበራውን ምትሕግጋዝን ድኳን ምግቢ ፌደሬሽን ደ ቦርጎን ኢንተር-ኣሶሴቲቭ (FEBIA)፡ ኣብ ዘይተረጋገጸ ኩነታት ንዝርከቡ ተማሃሮን መንእሰያትን ኣብ ድሕሪ ባካሎሬት ስልጠና ንዝርከቡ ብተመጣጣኒ ዋጋ ፍርያት የቕርብ።

ኣብ ናይ ስራሕ ዓይነታት ሰዓታት ኣቑሑት፣ መደርደሪ ስቶክ፣ ንተጠቀምቲ ንምቕባል ወለንተኛታት የድልዩና። ካልኦት ዕማማት ከከም ድሌትን ሓድሽ ሓሳባትን ክምደቡ ከም ዝኽእሉ ፍለጡ ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ወለንተኛ ብምዃን ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ክእለትካ ክብ ንኸተብሉ ይሕግዘኩም

ወለንተኛታት ሓደ ንናይ ቀጻሊ ስራሕ ዝዕድም ተመክሮ ልምድን ምጥራይ ይሕግዞ።

ብቅዓትናይ ወለንተኛታት ሓደ ሓድሽ ሞያ ዘጥርይሉ ኣገጣሚ ንምርካብ ይሕግዝ

እንተድኣ እቶም ወለንተኛታት ምስ ሓደሽቲ ሰባት ናይ ምርኻብ ዕድሉ ይዓቢ

ከመይ ንገብሮ?

ብቐጥታ ኣብ እቲ እንዳ ቐመማት ብምምጻእ :

ኣብ ላዕሊ ገጽ

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

xavidumxavidumምምሕዳር
houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
basheer al ghothanibasheer al ghothaniተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
anastasiaanastasiaተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
sheilaoisesheilaoiseተርጓሚ/ሚት
sitora abdullaevasitora abdullaevaተርጓሚ/ሚት
paulinefebiapaulinefebiaኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ