ዝሰምዕ ሰብ ምርካብ ኣቓልቦን ንግዳያት ዓመጽ
ምስ Avec Solidarité Femmes 21
ኣዳላዊ Solidarité Femmes 21 ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік томуንደቀንስቶ ግዳያት፣ ቃንዛን ስቓይን ፣ ጥርዓንን ብምስጢር ይሰምዕ ከምኡ እውን፣ ናይ ስነ ኣእምሮ ሓገዝ ንኽረኽባ ምእንቲ ምስ ዝምልከቶም ኣካላት
ብምትሕባር ይሰርሕ።
እንተደኣ ግዳያት ኴንክን በዚ ዝስዕብ ቁጽሪ ስልክና 03 80 67 17 89 ምድዋል ትኽእላ ኢኽን፣
ንኽሕግዙኽን ቅሩባት ዝኾኑ ሰብ ሞያ ኣለዉ፣ መሰልክን ምእንቲ ክትፈልጣን፣ ዝግባእ ሓበሬታን ምኽሪን ክትሰንቃን፣ ሰማዕቲን ሓገዝቲ ኣካላትን ንኽትረኽባ ምእንቲ፣ ዝሰርሕ እዩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
15 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
a mugnierምምሕዳር
olga b.ተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
mariamተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
utilisateur_61623907ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
rheeaተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
claireተርጓሚ/ሚት
abrhamተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
anastasiaተርጓሚ/ሚት
solidarité femmes 21ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት