ኣብ ምትእትታው ስራሕ ሓገዝ ምርካብ፣
ምስ ብምትሕባር Initiatives et Développement ዝበሃል መደብ፣

ኤረሳ ተባሂሉ ዝፍለጥ ወርሓዊ ስራሕ ንዘይብሎም ስደተኛታት ዝግበር ናይ ገንዘብ ሓገዝ እዚ ኢኒስያቲፍ ኤ ደቨሎፕመንት ዝጽዋዕ መደብ (Initiatives et développement) ኣብ ማሕበራዊ ቁጠባን ሕብረተሰባዊ፣ ናብ ሞያዊ ዓለም ምውህ ሃድን እተሰን የኩም ኣማኻሪት፣ኣብ ማሕበራዊ ሞያ እተሳልየኩም በዓልቲ ሞያ ፍልይቲ ኣማኻሪት፣ ከም ኡውን ስነ ኣእምሯዊ ሓኪምን ሓጋዚትን፣ ወለንተኛታት ተሓጋገዝቲን ዝ ኣመሰሉ ፍሉያት ኣማኸርቲ ዝሓቖፈ ኣባላት ዘለዉዎ መደብ እዩ።
ዕላማኡ ድማ፣ ኣብ ሓፈሻዊ ዓውዲ ስራሕ፣ዝዓለመ ደገፍ ይገብር።
- ብውልቀሰብ ደረጃ ምኽሪ ይህብ
- , ማሕበራዊ ስልጠና ናይ ቋንቋ መደባት የካይድ
- ኣብ ስነ ኣእምሮኣዊ ምኽሪን ማዕዳን ይህብ
- (ካብ 2021 ጀሚሩ ድማ ). ናይ ኮምፑተር ስልጠናታታ ይህብ፣
ማሕበርና ንስደተኛታት፣ ሓደሽቲ መጻእቲ፣ ብ ኤረሳ(RSA) ተባሂሉ ዝፍለጥ ወርሓዊ ስራሕ ንዘይብሎም ስደተኛታት ዝግበር ናይ ገንዘብ ሓገዝ ዝነባበሩ ሰባት፣ ን ደለይቲ ስራሕን፣ ንተቐማጦ ኸተማ ኦርሊዮንን ከባቢኣን፣ ሰባት ኣጋልግሎት ንምሃብ ዝዓለመ እዩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
Chargement de la carte...
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ











