Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ምስ France Horizon

France Horizon
ኣዳላዊFrance Horizon

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት

ዋጋ

ብነጻ

ኣበይ ?

መቀበሊ ኣጋይሽ ኣብ ፓሪስ፣ ን እዋን ቀትሪ

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un an

እንታዩ’ዩ ?

ናይ እዋን ቀትሪ ፣ መቀበሊ ኣጋይሽ፣ መብልዒ ፣ ኣብዚ ቦታ ናይ ሓበሬታን ፣ ክምኡ ውን ምስላጥያ ምምሕዳርን ዝተሓንአ ኮይኑ፣ ሓተትቲ ዑቕባ፣ ወረቐት ኣዝልዝዎምን ፣ ሓባራዊ መደብ ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ ይቐርብ ፣ስራሕን ንመንበሪን ዝኸውን ገዛ ኣብ ምድላይ ዝሕገዝሉ ቦታ እውን እዩ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ክልተ መዕረፊ ናይ ቀተሪ ብነጻ ሓገዝ ነድቂ ተባዕትዮ ኣብ ከታማ ፓሪስ በዚ ዝስዕብ ኣድራሻ 

1 bd du Palais, 75004 Paris

- 25 quai d'Austerlitz, 75013 Paris

ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ክፉታት ኮይኖም ፣ ብተወሳኺ ካብ 9h00 -16h00፣ ኣብዚ ቦታ ነብሲ ምሕጻብ ይከኣል፣ ኤልተሪክ ዘለዎ ኮይኑን WIFI እውን ምጥቃም ይከኣል::

ሰርሕተኛታት ኣለው መታን ቆጸራ ክሕዝልኩም፣ ኣብ ሓደ ነጥቢ ንምብጻሕ ብዛዕባ ኣብ ናይ ምስላጥ ጉዳይኩም ፣ 

ሓበሬታት ብዛዕባ ናይ ዑቕባ ምሕታትን ምምላእን ንዑቕባ ዝሓተቱ 

ኣብዚ ገዛ ዘለው ሰርሕተኛታት መደብ ከቐርብልኩም ኢዮም መታን ደረጃ ቋንቋ ኹም ንምፍላጥ ፤፣ 

ንትምህርተን ናይ ሞያን፣ መደአባትኩም፣  ስራሕ ምድላይ ፣ ሲቪ ኣብ ምጻሓፍ ፣መሰንይታ ናይ ድሕረ ባይታኹም ንምግላጽ ፣ምድላው ቃል መጠይቕንሰራሕ። ሓገዝ ከማልእልኩም ኢዮም።

ከመይ ንገብሮ?

ኣብ ላዕሊ ገጽ

16 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
utilisateur_41222952utilisateur_41222952ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
emyanamemyanamተርጓሚ/ሚት
utilisateur_61623907utilisateur_61623907ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
aman expertaman expertተርጓሚ/ሚት
amanexpertamanexpertተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
sitora abdullaevasitora abdullaevaተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
abrhamabrhamተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
olenastefurakolenastefurakተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
france_horizonfrance_horizonኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
nalothmannalothmanተርጓሚ/ሚት