ቋንቋን ባህልን፣ ናይ ዓድኹም ንካልኦት ንሰባት ምልላይ፣
ምስ ኮዞን"Causons" ዝበሃል ማሕበር ፥

እምበኣር ናብቲ ማሕበር ኮዞን ዘዳለዎ ስልጠና፣ ሓደ ናይ ስነ ቋንቋን ምዕባለኡን ንምስታፍ ኣፍደገ የርሑ፣ ብምቕጻል ቋንቋኹምን ባህልኹምን ክፈልጥን ክመሃርን ድልየት ንዘለዎ ናይ ቋንቋ ፈረንሳይ ተዛራቢ ዝኾነ ሕብረተሰብ ብሓባርን ብግልን እተመሓላልፉሉ ዕድል ትደልዩ እንተደኣ ኾይንኩን ንሓተኩም፣
ከምኡ ድማንነዊሕ ግዜ ዝቕጽል ብውልቂ ፍሉይ ቆጸራን ስልጠናታትን ምክትታልን እንዳገበርና ንምዕዶምን ንዕጅቦምን ነሰልጥኖምን፣
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
Chargement de la carte...
20 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ



















