ብወግዓዊ ትርጉም ፣ ዝተተርጎመ ዶኩመንት ንምርካብ
ኣዳላዊ Comité de la Démarche Accessible ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 3 ansኣብ ሓያሎ ናይ ምምሕዳራዊ ጉዳያት ኣብ ፈፈንሳ ነቶም፣ ብቋንቋ ዓድኹም ዝተጻሕፉ ሰነዳይ ፣ ወግዓዊ ትርጉም፣ traduction "certifiée" ወይ "assermentée" ዝበሃል ፣ ዓይነት ኣተራጉማ፣ ናይ ግንዳ እዩ ከድልዮ። .
ሓደ ውግዓዊ ትርጉም ፣ a ብ ሰብ ሞያ እቲ ዓውዲ ዝተዳነየ፣ ክኸውን እውን ይግባእ።
እዚ ማለት ድማ፣ ንብ ሓደ ወግዓውያን traducteur assermenté (ካልእ ስሞም ድማ “traducteur agréé”) ተባሂሎም ዝጽውዑ፣ ምስ ዝትርጎም እዩ ውግዓዊነት ዝላበስ።
- ወግዓውያን ሰነዳት ከም እኒ : መንነት ወረቐት፣ ናይ ቤተሰብ ኩቦን፣ ናይ ዕለተ ልደት ሰርቲፊኬታት …ወዘተ
- ናይ መሰል ሰነዳት ወይ actes notariés : ኑዛዜ፣ውርሻ፣ ናይ መሸጣ ውዕላት ወዘተ…
- ናይ ቤት ፍርዲ ሰነዳት፣ : ናይ ውሳኔ ሰንድ, ፍርዲ፣ ፍትሕ , ውሳኔን ክሲ ናይ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲን ካልእን…
- ወግዓውያን ናይ ስራሕን ትምህርቲን ሰነዳት : ውዕል ስራሕ፣ ,ወግዓዊ ኩነታት ናይ ዕድጊ፣ ናይ ዋንነት ኩናታት ናይ ትካል ወዘተ…
- lናይ ምምሕዳርን ፣ ካልእ ሰርቲፊኬታትን፣ መምርሒ ፍቓድ ናይ መኪና፣ ናይ ትምህርቲ ሰርቲፊኬት ወዘተ…!
ምፍላጡ ዘገድስ፣ ኣብ ፍራንስ እቶም ከምዚ ዓይነት ተርጎምቲ ወግዓዊ ሊስታ ኣለዎም
liste officielle.
ነስተውዕል፣ እዚ ኣገልግሎት እዚ ፣ ትይኽፈሎ እዩ : lእቲ ዋገ ድማ ከከም ዶክሜንቱን ዓቐን ወይ ብዝሒ ቃላት ናይቲ ትርጉምን ይፈላለ እዩ።
ከመይ ንገብሮ?
ብድሕሪኡ’ከ ?
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
a mugnier
andressa bittencourt
houssam kokachተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
aman expertተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት