ምህላው ናይ ውልቂ ሕሳብ ናይ ስልጠና (CPF)

እቲ Le compte personnel de formation (CPF) ውልቃዊ ስልጠና ሕሳብ (CPF) ንስልጠን ክትምዝገብ ዘኽእለካ ድምር ገንዘብ ዘለዎ ሕሳብ እዩ። ዓመት ምሉእ ብዙሓት ናይ ስልጠና ኮርሳት ኣለዉ፣ ኣብ ብዙሕ ዛዕባታት፣ እዚኦም ድማ ብሰርቲፊኬት ወይ ዲፕሎማ ይዛዘሙ። እቲ ዕላማ ሓደሽቲ ሞያዊ ክእለት ምምሃርን ስራሕ ንምስጓም ወይ ንምቕያር እዩ።
እቲ ናይ ውልቂ ስልጠና ሕሳብ (CPF) ንዝኾነ ንጡፍ ሰብ ዝተዳለወ እዩ :
- ሰራሕተኛ ናይ ናይ ውልቂ ሕርሻ
- ኣባል ሊበራል ወይ ርእሰ-ተኣማንነት ዘለዎ ሞያ (auto-entrepreneurs, ናይ ስነጥበብን ንግዲ…)
- ልዕሊ 18 ዓመት ዝዕድሚኦም ወከልቲ መንግስታዊ ጽላት (ሲቪል ኣገልገልትን ውዕል ዝሰርሑን)።
ምፍላጡ ዘገድስ ትሕቲ ዕድመ እንተኾንካ CPF መሰል ኣለካ፤
- ካብ 16 ዓመት ዕድመ ጀሚርካ ሞያዊ ንጥፈት እንተሃልዩካ
- ካብ 15 ዓመት ጀሚርካ ኣብ ናይ ስራሕ ልምምድ ውዕል እንተሃሊኻ። au chômage ስራሕ ዘይብልካ እንተኾንካ፡ ድሮ ገንዘብ እንተሃልዩካ፡ ናይ CPF ሕሳብካ ናይ ምጥቃም ተኽእሎ ኣሎካ።
- ካብ 16 ዓመት ዕድመ ጀሚርካ ሞያዊ ንጥፈት እንተሃልዩካ
- ካብ 15 ዓመት ጀሚርካ ኣብ ናይ ስራሕ ልምምድ ውዕል እንተሃሊኻ። au chômage ስራሕ ዘይብልካ እንተኾንካ፡ ድሮ ገንዘብ እንተሃልዩካ፡ ናይ CPF ሕሳብካ ናይ ምጥቃም ተኽእሎ ኣሎካ።
ኣገዳሲ!
CPF ንምጥቃም ብFranceConnect+ et valider votre Identité Numérique La Poste, ከተረጋግጽ ኣለካ፣ መንነትካ ንምርግጋጽን ካብ ምትላል ንምውጋድን ውሑስ ሜላ እዩ (ኣገባብ 2ን 3ን ርአ)።
ውልቃዊ ሓበሬታኹም ብተሌፎን ንዝኾነ ሰብ ፈጺምካ ኣይትሃቦ። ኣብ ሲፒኤፍካ CPF,ግዳይ ምትላል ኮይንካ እንተመሲሉካ፡ ኣብ ታሕቲ ናይዚ ወረቐት ዘሎ ናይ መወዳእታ ስጉምቲ ርአ።
ከከም ሞያዊ ኩነታትካ፡ ኣብ ዓመት ካብ CPF ገንዘብ ትረክብ (ብዘይካ ብሰዓታት ዝተቖጽረ CPF ዘለዎም ኣገልገልቲ መንግስቲ)። ብዝሰራሕካ መጠን ኣብ ሲፒኤፍካ ዝያዳ ገንዘብ ኣለካ። ብድሕሪኡ ናይ ስልጠና ኮርስ መሪጽካ ነዚ ገንዘብ ተጠቒምካ ክትከፍሎ ትኽእል ኢኻ (ስጉምትታት 4ን 5ን ርአ)።
ከመይ ንገብሮ?
ብድሕሪኡ’ከ ?
13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ












