Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.
Dispositifፈረንሳይምስ THOT - Transmettre un Horizon à Tous ኣብ ናይ 8 ክፍልታት

ተመሃሩ ክሳብ ደረጃ A2 ዝበጽሕ ቋንቋ ፈረንሳ

ምስ ምስ THOT - Transmettre un Horizon à Tous

Transmettre un Horizon à Tousኣዳላዊ Transmettre un Horizon à Tous ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 3 mois

ቶትThot ኣብ ስደት ንዝርከቡ ሰባት፡ ስደተኛታትን ሓተትቲ ዑቕባን ውሑድ ወይ ውን ዋላ ሓንቲ ትምህርቲ ዘይብሎም፡ ኣብ መበቆል ሃገሮም ተመሪቖም ዘይፈልጡ ናይ ፈረንሳ ናይ ዲፕሎማ ቤት ትምህርቲ እዩ።

  • ንውሓት ሰዓታት 160 ሰዓታት ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ፣
  • 1 ብቑዕ መምህር ፈረንሳ ከም ቋንቋ ወጻኢ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ደረጃ ክፍሊ 15 ተማሃሮ ዘካትት፣
  • ንናይ 10 ሰዓታት ስነ ጥበባዊ ዓውደ መጽናዕቲ
  • አምኡውን ናይ 16 ሰዓታት ናይ ስራሕ ዓውደ መጽናዕቲ
  • 3 ማእከላት ስነ-ኣእምሮኣዊ፡ ማሕበራውን ሕጋውን ሓገዝ
  • መኣስ እዚ ንመጻኢ ንምድላው ዝሕግዝ 1 ሞያዊ ኦሬንቴሽን ማእኸል
  • ብዘይካ እዚ እውን ፣ ናይ ምዝንጋዕባህላውን ምሕዝነታውን ምውጻእ
  • ኣብ መወዳእታ ድማ 1 ናይ መወዳእታ ክፍሊ ፈተና ንህይወት ዝጸንሕ ናይ ግዝኣት ዲፕሎማ : እቲ DILF እቲ DELF A1 ወይ እቲ DELF A2.

ንምንታይከ የዘገድስ?

ንሕና ንሓስብ :

  • 1 ናይ ስነ-ኣእምሮኣዊ ፍወሳ ማእከል ምስማዕ
  • 1 ናይ ሞያ መምርሕን ውህደትን ማእኸል
  • 1 ማሕበራዊ ቤት ፅሕፈት
  • ናይ ኢሚግሬሽን ጠበቓ ምህላዉ
  • ባህላዊ፡ ስፖርታውን ምሕዝነታውን ምውጻእ...

ክልቲኦም ዓይነት ኩነታት ዘለዉ፣ ሓተቲ ዑቕባ ይኹኑ ናይ ስደተኛ ወረቐት ንቕበል ኢና

መደብ ስራሕና፣ ንተማሃሮና ብመሰረት ድሕረ ባይታኦምን ውልቃዊ ባህግታቶምን ዝተመጣጠነ ናይ ስልጠናን ስራሕን ዕድላት ንህብ። ሰሙናዊ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ሞያዊ ህይወት ዝምልከት መእተዊ ዓውደ መጽናዕትታት ነዳሉ።

ከመይ ንገብሮ?

ንዝቕጽል መደብ ምዝገባ ኣብr notre site internetን48 ሰዓታት ክፉት ክኸውን ’ ዩ።

ክትረኽቡና ትኽእሉ ኢኹም :

ኣብዚ ኣለኩም ሊንክና ce lien.ብምጥዋቕ ይሰማማዕ እየ ።

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

xavidumxavidumምምሕዳር
a mugniera mugnierምምሕዳር
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
houssam kokachhoussam kokachተርጓሚ/ሚት
amintatariamintatariተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
anastasiaanastasiaተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
utilisateur_72712685utilisateur_72712685ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ