ምምሃር ሞያዊ ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ ኢንተርነት
ምስ ምስ MOOC Travailler en France
ኣዳላዊ Délégation interministérielle pour l'accueil et l'intégration des réfugiés , Alliance Françaiseኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 ansኣብ ሞባይል ቴሌፎን፡ ኣብ ታብሌት ወይ ኣብ ኮምፒተር፡ ግዜ ምስ ረኸብኩም ትምህርቲ ፈረንሳ ኣብ እን ላይን ።
ቪድዮታትን መስተጋብራዊ ልምምዳትን ንመዝገበ ቃላት ወዘተ፤
- ስራሕ ብከመይ ከም ዝድለ ምምሃር፣
- መመልከቲ ምጽሓፍ ናብ መወዓውዒ ምልኣኽ፣
- ናይ ስራሕ ቃለ-መሕትት ምሕላፍ፣
- ሓደ ትካል ምውህሃድ፣ .
- ናይሓባር ስራሕ ምዕያይ፣
- ምስ መሳርሕቶም ምትእስሳር...ምውህሃድን
ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓበሬታ!
ኣብ መወዳእታ ናይዚ ኮርስ ወግዓዊ ምስክር ወረቐት ደረጃ ቋንቋ የከም ዘየለ ፍለጡ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
a mugnier
diplosamተርጓሚ/ሚት
youተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
anastasiaተርጓሚ/ሚት