ግዝያዊ መጽለሊ ንምርካብ
ምስ ኣብ ADHAJ résidence Habitat Jeunes ዝበሃል ትከል

ግዝያዊ መጽለሊ ንምርካብ

ምስ 
ኣብ ADHAJ résidence Habitat Jeunes ዝበሃል ትከል

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ1 juil. 2022

እንታይ ኢዩ?

እቲ መንበሪ ናይ CAP ዝፍለጥ ናይ ንኣሽቱ ሰራሕተኛታት ዝነበርሉ ናይ ሰራሕተኛታት
ፎየ፣
Saint-Dié-des-Vosges.ሳን ድየ ቫስግስ እዩ/

ኣብኡ ሓደ ገዛ፣ ስቱድዮ ክንካረ ንኽእል ኢና።

ንመን ኢዩ ፧

ኣገዳሲ

ነዚ ንምርካብ ፣ ኣን ንጡፍ ስራሕ ዘለኹም ሰኣሕተኛታታ ክትኮኑ ኣለኩም

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ካብ 18 ናብ 30 ዕድመ
ግዜ

2 ዓመታት እንተበዝሐ

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
መኽፈሊ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

88 - Vosges

ኣገዳሲ

ነዚ ንምርካብ ፣ ኣን ንጡፍ ስራሕ ዘለኹም ሰኣሕተኛታታ ክትኮኑ ኣለኩም

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ካብ 18 ናብ 30 ዕድመ
ግዜ

2 ዓመታት እንተበዝሐ

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
መኽፈሊ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

88 - Vosges

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ብ ዝተሓተ ዋጋ ቤት ምክራይ

ብ ሕሱር ዋጋ ዝካረ (መደቀሲ ክፍሊ ዘለዎ ይኹን ወይ ስቱድዮ studio)ክንካረ ንኽእል ኢና

ኣብ ናይ ምምሕዳራዊ ጉዳያት እውን ነሳልጥ ን ተኻረይቲና

ሓደ ሓገዝ ናይ ምምሕዳራዊ ወረቓቕቲ ምጽፋፍ፣ ን ኣብነት ናይ , par exemple APL (ሓገዝ ናይ ክራይ ምርካብ ወዘተ ይከኣል).

ምስ ካልኦት ሰባት ምፍላጥ

ኣብ ካልኦት ንጥፈታት እውን ክትሳተፉ ትኽእሉ ኢኹም

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ብዛዕባ እቲ ቦታ ምፍላጥ

ኣድራሻነ ኣብ 36 Av. Ernest Colin, 88100 Saint-Dié-des-Vosges

እቲ ፣

ወትሩ ካብ ካብ ሰይኑ ክሳብ ዓርቢ ካብ ሰዓታት 9h ክሳብ 12h30 ን t ካብ 14h 20h, ቅዳም ድማ ካብ 9h à 12h ከምኡውን 14h ክሳብ17h

ቴለፎንና

ቴለፎንና

03 29 51 65 50

ወትሩ ካብ ካብ ሰይኑ ክሳብ ዓርቢ ካብ ሰዓታት 9h ክሳብ 12h30 ን t ካብ 14h 20h, ቅዳም ድማ ካብ 9h à 12h ከምኡውን 14h ክሳብ17h

ኢንተርኔት

ሳይትና : ADHAJ (www.adhaj-saintdie.com)

onglet nous contacter "demande de logement" ብምጥዋቕ

ወይ እውን : fjt.st-die@wanadoo.fr ጸሓፉልና

ሓደ ገዛ ንምሓዝ

ኣኼባታትና ፣ ሰሉስ፣ ከምኡውን ፣ ኢና እነካይዶ ሓደቕቲ ገዛውቲ ኣብ ምውዛዕ

ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
0 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
11እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par

ADHAJ