Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.
Dispositifባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታትኣተልየ ካልቹረ ፖኽ ፋም Atelier d'écriture pour femmes (75 - Paris)

ኣብ ናይ ባህሊን ግጥሚን መደብ ንምስታፍ

ምስ ኣተልየ ካልቹረ ፖኽ ፋም Atelier d'écriture pour femmes

Maison de la Poésieኣዳላዊ Maison de la Poésie ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 3 ans

እዚ ናይ ጽሕፈት ፣ ዎክርሾፕ ናይ ክጽሕፋ ዝደልያ ደቀንስትዮ ! ብ ክልተ ተዋሳእቲ ሙዚቀኛታት , Julie Bonnie ን Violaine Schwartz. ኣብ ደርፊ፣ ን ምጽሓፍን ንምጽዋት !

ንምንታይከ የዘገድስ?

ሻሂን ቡን እናሰተና፣ን ደቂ ኣንስትዮ ምጽሓፍ ፣ ን ምሕባር ፣ብዘይ ገደብ

ኣብዚ ውዕዉዕ እዋን ፣ ቋንቋ ፈረንሳ ፣ ምዝራብ ምንባብ ምጽሓፍ፣ ክሰብሉ

ኣብዚ እዋን እዚ ፣ ምጽሓፍ ፣ ኣብቲ ዝተላዕለ ዛዕባ፣ ን ተሳተፍቲ ብሓባር ክጽሕፉ ይሕተታ

  • ከም ዕንበባ ኮይኑ እስከ ይሰማዕሉን
  • ወይ እውን ኣብ ፓሪስ ለይቲ እንተትዛወሩ
  • ኣብ እዋን ዝናብ እንተእትራኸቡ ምስ ገለ ሰባት ወዘተ…

ናይ ውዛን ሰሓቕን ፣ እሞ እዚ እዪ እቲ ህሞት ብ ፈረንሳ ዝዝረቦን ዝዝመሮን፣ ደርፊታት ምንባብን፣ ብፈረንሳ ምንባብ

እንተደኣ ብ ምውሳእ ወይ እውን ምዝማር ዘይተሳቲፍን እውን ደሕእን ፣ ወለንታናዊ ህላወክን እውን ዓቢ'ዩ !

ኣብ መወዳእትኡ። ኣብ ሰነ፣ እቲ ኣብ ነዊሕ እዋን ዝተጻሕፈ፣ መጽሓፍ ፣ክጥርነፍ እዩ ። ! ኣብ ሓደ ዝሕፈት ኣሰር ክትገድፋ ትኽእላ ኢኽን።

ከመይ ንገብሮ?

ክተመጻ ትኽላ ኢኽን ወትሩ ሰሉስ ንግሆ ካብ de 10h30 ክሳብ 12h30, ኣብ Maison de la Poésie (157 Rue Saint Martin).

i ምፍላጡ ኣገዳሲ፣

እቲ መደብ 6 መስከረም እዩ ዝጅመር፣ ኩልሳዕ ክትመጻ ትኽእላ ኢኽን፣ ወይ እውን ሓንሳብ... ከም ድሌትክን ! ዝኾነ ግዴታ የለን

ናባና ዝዓለመ ኢመይል ፣

slelay@maisondelapoesieparis.com,

ብ እትመክኦ ቋንቋ ጸሓፋልና

Lieu d'accueil

Chargement de la carte...

10 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

noornoorተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
houssam kokachhoussam kokachተርጓሚ/ሚት
mariammariamተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
anastasiaanastasiaተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
maisondelapoésieparismaisondelapoésieparisኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ