ሓባራዊ ጀርዲን ምክንኻን
ምስ ምስ Centre Social CAPS
ኣዳላዊ Centre social CAPS ኣቐድዲሙ ዝነበረ 10 місяців томуእዚ CAPS ዝበሃል መሕበር እዚ ፣ሓደ ናይ ሓባር ጃርዲን ኣብ ገዛውቲ Philéas-Lebesgues ኣብ Amiens. ሓደ እዋን ኣብ ሰሙን ብ ጉጅለ ወለታኛታት፣ኽንክን ጀርዲን ዝኸውን ግዜ ምውዓልን እዩ።
እዚ ጀርዲን ኣዚ ፣ ን ኹሎም ነበርቲ ፣ ኣብ ምኹስኳስ ፣ምጽሃይን ምክንኻንን፣ ደኩዒ ምድኳዕን፣ ወይ እውን ኣብቲ ጀርዲን ደስ ዝብል እዋን ንምሕላፍ ክኽእሉ ምእንቲ።
እቶም ፍርያት ናይ እቲ ጀርዲን ፣ ምስ በሰሉ ን ኹሎም ደለይቲ ሞዳል ነጻ እዩ
ኣገዳሲ ሓበሬታ!
! ኣኣብ ነፍሲወከፍ ክልተ ሳምንቲ፣ሓሙስ፣ ዝተፈላለዩ ኣኣሕምልቲን ናይቲ ሕርሻ ይእከቡ፣ (ኣብ ሕርሳ ናይ flottants d'Amiens) ኣብ ኣቲ ማእከል ድማ ብ 10€ ይሽየጡ ፣ መዓስ እዚ ትራይ፣ (ሓደሽቲ እንቋቑሖን ፣ መዓር፣ ጽሟቕ ፈረታትን እውን ይሽየጡ እዮም...)
! ኣኣብ ነፍሲወከፍ ክልተ ሳምንቲ፣ሓሙስ፣ ዝተፈላለዩ ኣኣሕምልቲን ናይቲ ሕርሻ ይእከቡ፣ (ኣብ ሕርሳ ናይ flottants d'Amiens) ኣብ ኣቲ ማእከል ድማ ብ 10€ ይሽየጡ ፣ መዓስ እዚ ትራይ፣ (ሓደሽቲ እንቋቑሖን ፣ መዓር፣ ጽሟቕ ፈረታትን እውን ይሽየጡ እዮም...)
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
104 Rue Edmond Rostand, 80090 Amiens, France
03 60 12 24 60
Chargement de la carte...