Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምኽኣል ንምሕላፍ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ፈተና ኣብ TEF-IRN

ምስ ምስ LPFF

ኣዳላዊ L. P. FORMATION - FORMACOOP , Le Français des Affaires de la CCIP-IDFኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 18 jours

ምጥራይ እቲ ናይ መገምገሚ ብቕዓት (TEF) ሓደድ መወከዲ ናይ ዓለም ለኻዊ ኮይኑ። ብ ቕዓትኩም ዝልክዕ እዩ(IRN) ድማ ን ደረጃ A2 Intégration, B1 ደረጃ ድማ ካርድ ናይ 10 ዓመት ንምሓዝ ዝጠቕም፣ከምኡውን B2 ደረጃን ዜግነት ናይ ፈረንሳ ንምሓዝ ዘኽእለኩም ደረጃ እዩ። ካብ 2026, እቶም ናይ መርመራ መደባት ን ሓበሬታ ኣብዚ ብምጥዋቕ እኹም ሓበሬታ ርኸቡ ici.

ምፍላጥ ዘገድስ!
እዚ ውጽኢት ናይ ፈተና እዚ ማለትናይ ደረጃ B2.ን ክልተ ዓመታት ጥራይ እዩ ዝጸንሕ፣ እዚ ድማ ካብ እቲ ፈተና ዝወዳእኩሙሉ ኣኣብ ውሽጢ ሰሙን ዝስደድ መረጋገጺ ወረቐት መበገዚ ዝገበረ ምዃኑ ፍለጡ

ንምንታይከ የዘገድስ?

እቲ TEF ኣብ ሞጁላት modules (ሓያሎ ክፋላት ዘለዎ ) ተኸፋፊሉ ሓያሎ ክእለታት ይግምግም። ከከም ዕላማኻን ክትወስዶም ዘለካ ስጉምትታትን፡ ንዓኻ ዝጠቕሙ ፈተናታት ሒዝካ ኣብቲ ናይ TEF ክፍለ ግዜ ክትምዝገብ ትኽእል ኢኻ።

ምፍላጥ ዘገድስ!
ንሞያዊ ስልጠና ንምምዝጋብ ደረጃ B1, B2 ወይ C1 ክድለ ይኽእል እዩ፤ እቲ TEF Études ክእለትካ ከተረጋግጽ የኽእለካ።

ኣዚ መደብ ወትሩ ቀዳም ንግሆ ዝካየድ መደብ

ደረጃ ቋንቋ ብቕልጡፍ ከተርኢ እንተድኣ ኣድልዩ፡ ውልቃዊ ክፍለ ግዜ ክንውድብ ንኽእል ኢና።

ከመይ ንገብሮ?

ምፍላጡ ዘገድስ ነዚ ሓበሬታት ንምርካብ ኣብያተ ጽሕፈት ናይቲ ማእከል ስልጠና ኣብኡ ስለዘይርከብን ንሕቶታትኩም ዝምልስ ሰብ ስለዘየለን፡ ብቐጥታ ናብቲ ኣብ ዶለ ዝርከብ Maison Familiale Rurale(MFR) ምኻድ ኣየድልን እዩ።

Lieu d'accueil

39100 Dole, France

Chargement de la carte...

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • claudia mምምሕዳር
  • xavidumምምሕዳር
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • anastasiaተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • youተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • boris22ተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • laurence pኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ

Liens utiles