Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ሓድ ቐዋሚ ስራሕ ርከቡ

ምስ ምስ E.D.NA 31 &34

ኣዳላዊ UNION CEPIERE ROBERT MONNIER ኣቐድዲሙ ዝነበረ 3 роки тому

እዚ መደብ እዚ ን ስደተኛታት ምስ ኣሰልጠንቲን ወሃብቲ ስራሕን ምርኻብ ዝዓለመ መደብ እዩ።

i ምፍላጡ ኣገዳሲ፣ :

እዚ ብ EDNA ዝጽዋዕ ኣሕጽሮተ ቓል እዚ ከምዚ ዝስዕብ እዩ ዝርዝሩ (Emploi Durable pour les Nouveaux Arrivants)

ንምንታይከ የዘገድስ?

ኣብ ኣከባቢኹም ዘሎ ስራሕ ተጠቀምቲ መታን ክትኮን ኣብ ዓውደ ስርሓት መታን ክትዕወቱን ዝሕግዝ መደብ።

ሓደ ፍሉይ መጸውዒ ን ምድላይ ስራሕን ምርካብን ዝጠቕም ስልጠና ።

  • ቅልጡፍ ስራሕ ንምርካብ ፣ ብሳላ እዚ እቲ ናትና ኣፍልጦ ንኽትረኽቡ ምግባር
  • ዝበለጸ ናይ ስራሕ ኩነታት ምእንቲ ክህልወኩም ንጣበቐልኩም
  • ንስራሕኩም ብግቡእ ንኽትሕዙ ንከታተለኩም

ከመይ ንገብሮ?

ብቴለፎን ቆጸራ ውሰዱን ፣ ን ኣሰራርሓና ዝምልከት ሓበሬታን ካልእን ርኸቡ

i ምፍላጡ ዘገድስ! :

ናይ መወዳደሪ ፋይል የብልናን

  • ናብ አማ Emma CLOCHARD : 07 63 57 64 40
  • ኮሊን Céline CATALAN: 06 30 03 60 11
  • ኣድራሻና Adresse : 33 rue Jean Lebas 31400 Toulouse እዩ

  • ናጆነ ማርዮ Johan MAROUS : 07 64 45 76 39
  • ናብ ኣዳም Adam DOS SANTOS REIS : 07 64 45 76 36 ደውሉ

ኣድራሻና : Business Plaza - Bâtiment 1 - 122 rue du Walhalla 34000 Montpellier

Lieu d'accueil

33 Rue Jean Lebas, 31400 Toulouse, France

0562149500

accueil@ucrm.fr

122 Rue du Walhalla, 34000 Montpellier, France

accueil@ucrm.fr

Chargement de la carte...

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • amintatariተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • hichamተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • anastasiaተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • union cepiere robert monnier (u.c.r.m)ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • hugo stéphanተርጓሚ/ሚት

Liens utiles