Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምፍላጥ ነቶም ዘሸግሩ ዝኽርታት ከይጎድኡና ከም እንጥቀቐሎም ዘኽእል ሜላ

ምስ ኤስ ኣ ም ኢንስፓየር SAM INSPIR ( ኮልያ COALLIA)

ኣዳላዊ Coallia ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки тому

እዚ ሓገዝን ተጋዳስነት ኣኣቓልቦ 'ዚ፣ ንሕፈሻዊ ቑዕባ ወይ ወረቐት ዘለዎም (BPI) ንዝረከቡ ሰባት፣ ስደተኛታት ኣብ ኣእምሮኣዊ ጥዕና ዘተኮረ ኣገልግሎእዩ

i ምፍላጡ ኣገዳሲ :

እዚ ናይ ትካልና SAM INSPIR (= ን ስደተኛታት ብቑዕ ናይ ኣእምሮ ጥዕና ሃልይዎም ኣብ ስራሕ ዓለም ንኽሳተፉ እዩ ዕላምኡ).

ንምንታይከ የዘገድስ?

ብመገዲ d'EMDR (ናይ ዓይኒ ምንቅስቓስ ምስትውዓልን ፣ ስምዒታት ) (Eye Movement Desensitization and Reprocessing),ዝፍለጥ ቲራፒ ፣ ከከም ናይ እቲ ትሮማ ዕምቆት፣ ዘለዎም ን ዘሳቕኑና ዝኽርታት ንምውጋድ፣ ዝውሰድ ኣገባብ ፍወሳእዩ። ብ l'OMS እንተላይ l'HAS ፣ ቲራፒ ንምርካብ።ኣዚ ዓይነት ፍወሳ እዚ ብምንቅስቓስ ኣዒንቲ ዝወህብ ቀሊልን ዓሙቕን ፍወሳ እዩ።

ማሕለላታት ፣ ናይ ቋንቋ ምስ ዝህሉ ናይ ብመንጎኝናት ናይ ኣተርጎምቲ ናይ ምክያድ ዕድል ኣሎ

ምስ L'EMDR ብምትሕባር፣ ካብ ናይ ስነኣእምሮ ፣ ትሮማ ከም እትሓውዩ ምግባር

ኣዚ ቲራፒ እዚ ኮርሳት ምስታፍ ኣብ ማሕበራዊ ህይወትናን፣ ኣብ ሞያዊ ንጥፈታትና ጠቓሚ ሓጋዚን ተራ ይጻወት፣ መኽሰባቱ ዕዙዝ ኣዩ

ከመይ ንገብሮ?

እዚተኽሎ እዚ ንምክሳብ ብ ኸመይ ይከኣል

  • ናይ ስደተኛ ወረቐት ክህልወኩም ኣለዎ ናይ ዩክሬን ስደተኛ ወረቐት ምስ ዝህልዎ
  •  la Ville de Poitiers ወይ  ኣብ ሓደ ማሕበረሰብ ናይ  de Grand Poitiers ነበርቲ ምስ እትኾኑ
  • ኣብ ሲስታንት ሶሻል ብፍሉጣት ማሕበራት ክትትል ዝግበረሎም ምስ እትኾኑ

ን ኣብ ዘለኹሞ ቦታ ዘለዉ ፣ ወይ ዝከታተልኹም፣ ኣኣሲስታን ሶሻላት ተወከሱ፣ ናባና ክመርሕኹም እዮም

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • nouተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • mariaተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • anastasiaተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • olivier cipኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • coallia_poitiersተርጓሚ/ሚት

Liens utiles