ምውሳድ ስልጠና ስራሕ ምርካብ ዘስፍሕ ዕድል
ምስ ምስ Les ateliers YOON France

5 ናይ ዎርክሾፕ ጉጅለ ፣ ኣብ ምድላይ ስራሕ ጎኒጎኒ ምድላው ንምርካብ ስራሕ
- ዎርክሾፕ 1 : እቶም ናነቲ ሞያ ዝመሃሩ ዘለዉ ሰልጥንቲ ወይ 'ስታጀር ' ዘዳለውዎ ኮይኑ፣ ዝዕባኡ ድማ => ዓላማ ናይ ምድላይ ስራሕ ምንጻር ፣ ጭቡጥ ዝኾነ ናይ ምድላይ ስራሕ ኩነታትን ባህሪን ናይ እቲ ዓውዲ ብዝምልከት እዩ።
- ዎርክሾፕ 2 : ኣገደስቲ ባእታታት እብ ምድላይ ስራሕ
ዕላማ => በብደረጃ CV ን ናይ ስራሕ ተበግሶ ደብዳቤ ብ ፈረንሳ ተጻሒፉ ምድላው - ዎርክሾፕ 3 : ናይ ቃለ መጠይቕ ልምም፣ ኮይኑ
ዕላማ => ኣብ ፈረንሳ ከመይ ናይ ስራሕ ቃለመጠቕ ከም ዝካየድ ምፍላጥ፣ ብዛዕብኡ ልምምድ ምግባር ። ኩነታትት ተፈታናይ ዝግምግም ርእይቶ ብምሃብን ምሕባርን ። - ዎርክሾፕ 4 : ኣብቲ ዓውዲ ሞያ ዘለዉ ሰባት ምርኻብ፣ ኣብ ናይ ኢንተርኔት ስራሕ ከም ዝካየድ ምፍላጥ። ዕላማ => ካልእ መገዲ ናይ ስራሕ መድለዪ ኣገባብ ምልላይ። ኣብ ኢንተርኔት ናይ ስራሕ መደብ ምድላይ ጉዳይ ምስላጥ።
- ዎርክሾፕ 5ይ ዓውደ መጽናዕቲ፡ መርበብካ ኣማዕብል
ዕላማታት፡- ከመይ ከም ዝሰርሕ ተረዲእኩም ኣሰራርሕኡ ምምዕባል።
ኣብዚ ዓውደ መጽናዕትታት ንምስታፍ ምስ እትደልዩ ሓሙስ ንግሆ ካብ ሰዓት 9 ክሳብ 12 እዮም.
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
Chargement de la carte...
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ











