ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳን ፣ ምውህሃድ ሞያዊ ስራሕን
ምስ ምስ Le centre Le Rocheton
ኣዳላዊ Centre Le Rocheton ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 7 mois
ቋንቋ ፈረንሳ ንምምሕያሽን ሞያዊ ፕሮጀክትኹም ንምድላውን ናይ 3 ወርሒ ስልጠና ኮርስ፣ ኣብዞም ዝስዕቡ ዘተኮረ
- ስልጠና ቋንቋ ረረንሳ
- ናይ 3 ሰሙን ናይ ስራሕ ልምምድ
- ን ስራሕ ምርካብ ደገፍ ምርካብ ስልጠና ምርካብ
ምፍላጡ ኣገዳሲ!
- ኣብ 77 (Seine-et-Marne) ዝነብሩ ወይ ምዝጉብ ኣድራሻ ዘለዎም - ኣብ ሰሙን 5 መዓልታት (ሰኑይ፡ ሰሉስ፡ ረቡዕ፡ ሓሙስን ዓርብን) ክህሉ። ናይ ምእላይ ቆልዑ ግዴታ እንተሃልዩካ ሰዓታት ክስተኻኸል ይኽእል እዩ።
- ኣብ 77 (Seine-et-Marne) ዝነብሩ ወይ ምዝጉብ ኣድራሻ ዘለዎም - ኣብ ሰሙን 5 መዓልታት (ሰኑይ፡ ሰሉስ፡ ረቡዕ፡ ሓሙስን ዓርብን) ክህሉ። ናይ ምእላይ ቆልዑ ግዴታ እንተሃልዩካ ሰዓታት ክስተኻኸል ይኽእል እዩ።
ምፍላቱ ዘገድስ ምሳሕ ኣብ ቤት መግቢ ማእከል ስልጠና ይቐርብ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
Chargement de la carte...
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ