Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምርካብ ሞያዊ ስልጠና ኣብ ባህሊን ስነጥበብን

ምስ ምስ ፎ ኦል SAMA For All

ኣዳላዊ SAMA For All , Musées d'Orsay et de l'Orangerie, Ville de Paris, UNHCR, DRIEET, La Cité des sciences et de l'industrie, Fondation Berger Levraultኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un an

ብሳላ métiers de l'art et de la culture ሌላ ምስ ዝተፈላለዩ ዓውድታት ስነጥበብ ምልላይ ምእንቲ ክትክእሉ

  • ሙዝየምን ኮንፈረንሳትን ምብጻሕ
  • ን ቋንቋ ፈረንሳ ዝሕግዙ ጥላላት ምኽያድ
  • ስነ-ጥበባውን ባህላውን ሞያታት ብምርካብ ስራሕ ምቅልጣፍ
  • ባህሊ ከም ንመግለጽን ምትእትታውን ብምጥቃም ኣረኣእያታት ምቕያር
  • ኣብ ዙርያ ባህልታት ብዝርርብን ምክፋልን ባህላዊ ብዙሕነት ይድግፍ

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ብበዓል ሞያ ቤተ መዘክር ዝምራሕ ናይ ኣስተምህሮ ዑደትናይ d'Orsay, l'Orangerie ከምኡውን Picasso ኣብ
  • ኣብ ቤተ ንባብ ዝቐርብ ዓውደ መጽናዕቲ፡ ርእሰ ተኣማንነት ንምሕያል ዝዓለመ። መደብ ተኸታተሉ
  • ናይ ዝተፈላላዩ ስነጥብባዊ መድረኻት ተሳተፉ

ኣብዚ ዓውዲ እዚ ንምስታፍ :

እንህቦ ኣገልግሎት

1° ፍሉይ ኮርሳት ፈረንሳ (ኣብ ስነ-ጥበብን ባህልን ዘተኮረ) ከምኡ’ውን ገጽ ንገጽ ዝርርብ ዓውደ-መጽናዕቲ፡ ኣብ ሰሙን ሓደ ግዜ ን3 ሰዓታት። ዕላማ ናይ፤

- ብቓል ኮነ ጽሑፋውን ኣገላልጻ ምምሕያሽን ምህብታምን።

- ከምኡውን ኣብ ዙርያ ባህሊ ሰዋስዋዊ ኣቃውማን ቴማዊ መዝገበ-ቓላትን ምጥራይ

2° ሓባራዊ ዓውደ መጽናዕትታት ን፤

- እቲ ሞያዊ ፕሮጀክት ምህናጽ

- ሲቪን ናይ መሸፈኒ ደብዳቤን ምጽሓፍ

- ንናይ ስራሕ ቃለ መሕትት ምድላው

  • ምምሃር ፍሉይ ኮርሳት ቋንቋ ፈረንሳ (ምሉኣት ሓሳባትን ሓረጋትን ) ከምኡ’ውን ገጽ ንገጽ ዝርርብ ዓውደ-መጽናዕቲ፡
  • ምጽሓፍን ብዛዕባ ስነጥበብ ብዝበለጸ ምፍላጥን
  • ዝተፈላልዩ ናይ ዝነጥበባዊ ስርሓት ምልላይ (ስእሊ፣ጽሕፈት፣ መደረ).

  • ውልቃዊ መደባት ምህናጽ
  • ምጽሓፍ CV ሲቪ፣ ከምኡውን ናይ ተበግሶ ደብዳቤ
  • ናይ ስራሕ ፈተናታት ምክያድ
  • ኣብ ሙዝየም ስርሓት ሙዝየም ምልላይ

እንተደኣ ፣ ደሊኹም ናብዚ ኢመይል ምልኣኽ ይከኣል እዩ contact@samaforall.org

ንምምዝጋብ፣ ነዚ ፎርሙላ ምልእዎ formulaire.

ከመይ ንገብሮ?

እንተደኣ ፣ ደሊኹም ናብዚ ኢመይል ምልኣኽ ይከኣል እዩ contact@samaforall.org

ንምምዝጋብ፣ ነዚ ፎርሙላ ምልእዎ formulaire

15 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • nawal ghandourተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • anastasiaተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • dadanተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • olena358ተርጓሚ/ሚት
  • lucie_samaforallኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • marianne georgesተርጓሚ/ሚት
  • souad-sama for allኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ

Liens utiles