Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.
Dispositifፈረንሳይኣብ La Médiathèque des 4C (39 - Jura)

ናይ ዝርራብ ወይ ምውጋዕ ስልጠና ምውሳድ

ምስ ኣብ La Médiathèque des 4C

Médiathèque 4Cኣዳላዊ Médiathèque 4C , madameflefliኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 3 ans

ኢሂን ምሂን ንብቋንቋ ፈረንሳ ፣ኣብ ዝተፈላላዩ ዛዕባታት

ቆጸራ ኩሉ ግዜ ሓሙስ ካብ 14h 30 ክሳብ 15h30 ኣብ መድያቴክ ደ ሎንስ ለ ሳኡኒረ Lons le Saunier.

i ኣገዳሲ ሓበሬታ :

ኣቐዲምኩም ክትምዝገቡ ይግባእ.

ንምንታይከ የዘገድስ?

ብሳላ እዚ ስለጠና እዚ፣ ሓድሽ ቋንቋ ፈረንሳ ዝዛረቡ ሃገራት ዘይመጸ ሰብ ፣ ግን ከኣ ቋንቋ ፈረንሳ ምስ ዝመልኩ መምህራን ዝወሃብ ስልጠና እዩ።

እቶም ማዕከላት ንኹሎም ፣ ጀመርቲን ማእከላት ደራጃ ዘለዎም ክእለት ናይ ቋንቋ ፈረንሳ
ዘለዎም ተመሃሮ ክፉታት እዮም።

.

ከመይ ንገብሮ?

Médiathèque des 4C

7 rue des Cordeliers - 39000 Lons le Saunier

ቴለፎን : 0384478550

ርኸቡና

Lieu d'accueil

Chargement de la carte...

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
houssam kokachhoussam kokachተርጓሚ/ሚት
nawal ghandournawal ghandourተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
vikpetrukvikpetrukተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
blagardeblagardeተርጓሚ/ሚት
anastasiaanastasiaተርጓሚ/ሚት
4c4cኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ