ስራሕ ንምርካብ ዘሰኒ ሓጋዚ ንምርካብ ኣብ ዝግበር መስርሕ ተደገፉ
ምስ መደብ ናይ " ኩፕ 2 ማ Coup 2 Mains"

ሓደ ደገፍ ናይ ምስናይ፣ ብውልቂ ደርጃ ን ብ ሞያዊ ኩነታትን፣ ን ምርካብ ስራሕ ዝዓለም መደብ እዩ።
ናፍሲ ወከፍ ተሳታፋት ድማ፣ ኣብ ምድላይ ስራሕ ዝዓለመ ደገፍ ብሰራሕተኛታትን፣ ሰብ ሞያ ሰራሕተኛታትን ወለንተኛታትን ብ ናይ ምምልማል ሞያ ዘለዎም ሰራሕተኛታት ዝወሃብ ሞያዊ ደገፍ ተሰኪኹም፣ ኣብ ስራሕ ምርካብ ክትዕወቱ ይሕግዝ
ኣብ ውሽጢ 6 ኣዋርሕ , እቶም ተሳተፍቲ ውልቀሰባት፣ እዞም ዝስዕቡ ዘጠቓልል ኣገልግሎት ይረኽቡ።
ምስ ምድላው ናይ ኣገብባት ኣጸሓሕፋ CV ን ምርካብ እቲ እቲም ክቖጽርዎም ዝሓሰብዎ ትካላት ዝዓለመ እናኣዳለዉ ፣ ጎዲ ጎኑ ድማ ኣብ ዝተፈላለዩ ናይ ስራሕ መድለዩ ፕላትፎርምታት ፣ እውን ብምጥማር ናይ ምድላይ ብቕዓት የጥርዩ !
ምፍላጡ ዘገድስ! ኣገልግሎትና፣ ደላዪ ስራሕ ኣብ ዝተፈላልየ ዕድመ ፣ ዲፕሎም ዘለዎን ዘይብሎምን ከይበለ ብማዕረ የገልግል
ነቲ መደብ ንምጽንባር፣ ሓደ ንጹር ድልዱልን መደብ ንምህላው ጥራይ እዩ ዘድሊ። ተበግሶ ድሌትን ንምርካብ ስራሕ !
እቶም ደረጃታት :
1.ብፈለማ ሞያኹምን ተውህቦኹምን ምልላይ፣ መደባትኩም ንምዕዋት እንታይ የድልየኩም ?
2.ምስ ከነቓቓሓኩም ዝኽእልሉ ሰባት (ከከም እትደልይዎ ዓውዲ፣ ናይ ክትሰርሕሉ እትደልዩ ጆግራፊያዊ ክልል ምጽናዕ)
3.ናይ ምንቓቓሕን ምብርታዕን መደብ ንምጅማር ምስ ሰብ ሞያ ተራኸቡ rencontre
4.ግቡእን ሕጋዊን ሰነድ ምህላው
5.ድሕሪ እዚ ምስ ኣሰልተንቲን ኣነቓቓሕቲን እትገብርዎ ናይ ቀጻሊ ርክብ ምቕጻል
6.ኣብ እዋን ጸጋም፣ ሰማዒን ሓጋዚን ንምርካብ
7.ኣብ መንጎ እቶም ኣሰልጠንትኹምን ንስኹምን ብፍላይ ብ ሓፈሻ ድማ ምስ ኩሎም ኣባላት ናይ ምትሕግጋዝ መንፈስ ይሃልኹም
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ










