ኣብ ዓውደ-ሓርሻ ንምስራሕ ዘኽእል ስልጠና ንምርካብ
ምስ ሶይልስ Soelis
ኣዳላዊ Soelis ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 3 ansፍሉይ ዓውደ ስርሓት ኣብ ገጠራት ንምርካብ ዘኽእል ስልጠና
ሓደ ስራሕን ኣገልግሎትን ኣብ ዓውደ ሕርሻ ንምርካብ ምእንቲ ክትልእሉ
- ሞያዊ ብቕዓትኩም፣ ኣፍልጦ ንምሃብ ዘኽእል ናይ ስራሕ ልምምድ
 - ኣብ ዓውደ ሕርሻ ብ ሞያ ምስታፍ
 - ሞያዊ ብቕዓት ንምጥራይ
 - ግዝያዊ ናይ ስራሕ ልልምድ ንምህላው
 - ብሓረስቶት ዝወሃብ ናይ ስራሕ ዕድል ንምክፋል
 - ወይ ብ ግዚያውነት ብ ተመላላሲን CDD CDIወይ ቀዋሚን ምስራሕ) ንምርካብ የኽእል
 
ኣገዳሲ ሓበሬታ!
ኣብ ዓውደ ሕርሻ፣ ከም እኒ፣ ምሕራስ፣ ምጉሳይ እንስሳታት፣ ምኹስኳስ ጀርዲን ፣ ምሕላው ኣግራብን ኣዝርእቲን ካልእን እውን ክኸውን ይኽእል እዩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
Chargement de la carte...
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
noorተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
basheer al ghothaniተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
anastasiaተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
soelisኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ