ምርካብ ሕክምና ብቐጻሊ ምፍሳስ ደም ዘጋጥሞም ሰባት
ምስ ምስ Avec l'Association française des hémophiles
ኣዳላዊ Association française des hémophiles ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 6 moisማሕበር ፣ ሀሞፎብያ ናይ ፈረንሳ፣ (AFH) ነቲ፣ ኣብ ገለ ሰባት ዝረአ፣ ደም ናይ ምዕጋት ጸገም፣ ምርጋእን ፣ምቁጽጻር ምፍሳስ ደም ፣ ንዘለዎም ሰባት ሕክምናዊ ክትትልን ሓገዝን ይገብር።
L'AFH እቲ ማሕበር ን ከምዚ ዓይነት ጸገማት ዘለዎም ሰባት፣ ምስ ዝግብኦም ናይ ጥዕና ሓገዝ ዝህቡ ትካላት ጥዕና ብምርኻብን፣ ዘድልዮም ናይ ሕክምናን መድሃኒት ክትትልን ይገብር።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
21 Rue Georges Auric, 75019 Paris, France
01 76 35 11 57
accompagnement@afh.asso.fr
Chargement de la carte...
11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
nouተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
anastasiaተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
afhኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ