Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.
Dispositifምምሕዳርሲኣፒ ብረታኝ CAP+ Bretagne ኣብ ናይ 4 ክፍልታት

ኣብ ህንጻዊ ስርሓት ምምሃር

ምስ ሲኣፒ ብረታኝ CAP+ Bretagne

Bâtiment CFA 35ኣዳላዊ Bâtiment CFA 35 ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 3 ans

Le CAP+ዝተባህለ፣ መደብ ን ስደተኛታት ኣብ ስራሕ ናይ ህንጻ ን ምስታፍ (BTP) ኣኣብ ሰለስተ ዓመቶም ሞያውያን ይኾኑ።

እናተኸፍለ ከም ዝመሃር ይገበር CFA) ኣብ እል ኤ ቫላን Ile-et-Vilaine (3)፣ መደብ እዩ።

* ኣብ ኢል ደ ቫልይ Ile-et-Vilaine (35),

* ኣብ ሞርቢሃል Morbihan (56),

* ኣብ ኮቴ ድ ኣሙኽ Côtes-d'Armor (22)

* ኣብ ለ ፍኒስተኽ le Finistère (29).

Découvrir la formation CAP+ en vidéo (3 ደቓይቕ) ወይ regarder le reportage complet (16 ደቓይቕ ) ቪድዮታት ተዓዘቡ.

ንምንታይከ የዘገድስ?

መድደብ ናይ FLE (ናይ ፈረንሳ ቋንቋ ) ወይ CFA ወትሩ ሰኑይን ሰሉስን

ምስ ሰብ ሞያ እቲ ዓውዲ ምልላይ

ኣብዚ መደብ 50 ክሳብ 100% ናይ SMIC እቲ መሰረታዊ ክፍሊት ብመሰረት ዕድመ ዝምርኮስ ኣከፋፍላ ዘለዎ እያ።

ኣብ እዋን ስራሕ ናብ ቀዋሚ ስራሕ ናይ ምስታፍ ይከኣል እዩ

ምስ ኣዕሩኽትኹም ናዚ ዕድል ደህስስዎ

ባህላዊ ድህሰሳ ምክያድ ዝተፈላልዩ ንጥፈታት

ኣብ ሲፍእ CFA ሓደ መድደብ ንምስታፍ ናይ ትምህርቲ መምርሒ ፍቓድ መኪና ምኽሳብ (ECF).

  • ገዛ ንኽትረኽቡ ;
  • ናይ ቤት ጽሕፈት ጉዳያት ንምፍጻም ሓገዝ ምርካብ

ከመይ ንገብሮ?

ብ 06 28 33 91 67 ደውሉ ወይ cecile.pellerin@ccca-btp.fr ጸሓፉልና

ንዝበለጸ ሓበሬታ : https://www.batiment-cfa.bzh/le-cap-plus/

Lieu d'accueil

Chargement de la carte...

14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

claudia mclaudia mምምሕዳር
a mugniera mugnierምምሕዳር
houssam kokachhoussam kokachተርጓሚ/ሚት
youyouተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
danielraiddanielraidተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
anastasiaanastasiaተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
hugo stéphanhugo stéphanተርጓሚ/ሚት
cpellerincpellerinኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ