ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ስልጠና ምርካብ
ምስ ልንጉስት ናይ ል ኣኒ l'Ain

ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ስልጠና ምርካብ

ምስ 
ልንጉስት ናይ ል ኣኒ l'Ain

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ17 mars 2022

እንታይ ኢዩ?

እዚ ፕላትፎርም ናይ l'Ain :

  • ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ደረጃኹም ምግምጋም
  • ብዛዕባ ቋንቋ ፈረንሳ ሓበሬታ ምሃብ
  • ሓበሬታ ን ኣብነት እንታይ ዓይነት ፈተና ክትሓልፉ ትኽእሉ ወዘተ ( ምእንቲ ዲፕሎም ንኽትረኽቡ ፈተና ንኽትካፈሉን ...)

ናይ l'Ain ፕላትፎርም፣ ሓደ ምስ (AFI / ECRIT01).ዝሰርሕ ማሕበር እዩ

ንመን ኢዩ ፧

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

1 - Ain

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

1 - Ain

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ምስ ኣሰልጠንቲ ኣካላት ምትሕብባር

  • ቀጸራ ምስ ሰብ ሞያ፣ ኣምጻእቲ መፍትሒ ናይ ቋንቋ ምርኻብ
  • ብዛዕባ ኣሰራሓ ናይ (ናይ ምዝገባ ፣ ዝርዝራት ናይ ስልጠናን ወዘተ...)
  • እንተደኣ ተሰማሚዕኩም ሓድደ ሓሳብ ናይ -ብዛዕባኹም ናብ t (ኣሲስታንስ ሶኣል ,ኮንሰይ ናይ ፖለምምፕዋ conseiller pôle emploi, ኣስራሒኹምን .. ምልኣኽ ይከኣል)

ብ ዛዕባ ቋንቋ ፈረንሳ ጽቡቕ ገምገማ ንምርካብ

  • ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ትምህርቲ ምጅማር
  • ዲፕሎም ዘውህብ ፈተና ንምሕላፍ
  • እንተደኣ እኹል ብቕዓት ኣብ ቋንቋ ፈረንሳ ን ስራሕን ወይ ስልተናን ዝኸውን ሃልይኩም ኮይኑ ምፍላጥ

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ቆጸራ ውሰዱ

ናብ Maïté LACASSAGNE :

ወይ እውን ምጹና

ኣብ እዚ ካርር ብ ዘሎ ኣድራሻታትና 4 ቦታታት

  • በለይBelley
  • በርግን አን ብረBourg en Bresse
  • ሚሪበልMiribel
  • ኦናክስ Oyonnax
ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
3 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
11እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par
AFI

Association Formation Ingénierie