ብሕሱር ክዳውንቲን ካልእማልእን ምግዛእ
ምስ እብ ሶሊዳብሮክ Solidabroc

ብሕሱር ክዳውንቲን ካልእማልእን ምግዛእ

ምስ 
እብ ሶሊዳብሮክ Solidabroc

ብሕጽር ዝበለ፣
መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ23 mars 2022

እንታይ ኢዩ?

ኣዚ ቦታ እዚ ክዳውንቲን ካልእዕት ነገራትን ብቐሊሉ ዝግዝኣሉ ቦታ እዩ። .

እቲ ማሕበርና ነቲ ክዳውንቲ ካብ፣ ደጊም ዘይለብስዎ እሞ ዝወፈይዎ ሰባት ዝሃቡና ኣኩቡ ብሕሱር ይሸጦ

ምናልባት ምዕዳግ እንተደሊኹል :

  • ክዳውንቲን ጫማታትን ፣ ናይ ዓበቲን መንእሰያትን
  • ሻንጣታት (ጣሳን ቢታቲታትን ..)
  • ንኣስቱ ናይ ኤለክሮኒካዊ ነገራት (መጽለዊ ባኒ , መጽዓይ ማይን ካልእ፣ ..)
  • ናይ ደኮረሽን ነገራት (መብራህቲ መደርደሪ መጽሓፍቲን ..)
  • መቻወቲ ህጻናትን
  • መጽሓፍቲን DVD, CD...

ንመን ኢዩ ፧

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

3 - Allier

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

3 - Allier

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ነገራት ብሕሱር ንኽትረኽቡ

ካብ ኣብ ዕዳጋ ብዝሓሰረ ንምግዛእ

ሓደሽቲ እን እንተዘይኮኑ ፣ ግን ኣብ ጽቡቕ ኩነታት ዝርከቡ

ሓደሽቲ ሰባት ንምልላይ

ከምኡ እውን ሓላሎ ሰባት ዝራከብሉ ሰብ እቲ ዞባን ካልኦትን ዘአንግድ እዩ

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ኣብ local Solidabroc ብቐጥታ ምጹና

ን : e

03250 Le Mayet De Montagne

ናይ ስራሕ ሰዓታት

  • ወትሩ ሰንይን ካብ 09h00 ክሳብ 12h00
  • ካልኣይ ቀዳም ናይ ነፍሲወከፍ ወርሒ ካብ ሰዓት 9h30 ክሳብ 17h00
ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
2 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
10እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par

Solidabroc