ምስራሕ ኣብ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ
ምስ ምስ Terre 2 Cultures

Terre 2 Cultures ዝተባለ ማሕበርና ፣ ን ስደተኛታት ኣብ ስራሕ ኣብቲ ዓውዲ ማለት ሕርሻ ንኽሳተፉ ዝደልዩ ሰባት ምንጣፍ እዩ ዘተባዕ ።
ማሕበርና ስራሕን መንገሪን ኣብ ኣብ እንዳ ሕርሻ ማለት እቲ ሰራሕተኛ፣ ኣብ እቲ ዝሰርሓሉ ገዛ ናይ ሕርሻ ኣብ ምንባር ሓገዝ ስለ ዝግበር፣ ማሕበራዊን ፣ ትምህርታዊን ባህላዊን መደባት ኣብ ምስታፍ እውን ይነጥፍ እዩ።
ንዝይዳ ሓበሬታ ኣብዚ ቪደኦ ተዓዘቡ: Qui sommes-nous ?
ከምኡውን ናይ ኢንተርኔት ገጽና ተዓዛቡ : terre2cultures.fr
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
Chargement de la carte...
14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ













