ን ትምህርትቲን ስራሕን ዝኸውን ቋንቋ ፈረንሳ ምጽናዕ ዘኽእል ስልጠና ንምርካብ
ምስ ፖል ኢችሉድ ኣቨክ Pôle Inclusion AVEC
ኣዳላዊ Association AVEC ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки тому
እዚ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ስልተና ምስታፍ፣ ኣብ ናይ ምምሕዳር ጉዳያት ክንምልሰልኩም ምኽኣል፣ ከምኡ እውን ፣ገለ እዋን ናይ ማሕበራዊ ንጥፈታት ማለት ዳግም ኣብ ብስራሕ ምምላስን ዝኣመሰሉ ባይታ ምጥጣሕ
- ኣብ ናይ ንኣሽቱ ጉጅለታት ዝካየድ ናይ ኦራልን ወይ ጽሕፈትንመደባት ምስታፍ
- ን ኽትረኽብዎ እትኽእሉ ናይ ስራሕ ዕድል ንምጭባጥ ዘክእል ናይ ቋንቋ ብቕዓት ኣትሪኹም ከም እትጸንሑ ምግባር፣ CV ምድልዳል፣ ናይ ተበግሶ ደብዳቤታት ምንጣፍን፣ ናይ ኮምፑተር ምልከት ምኽዕባት፣ ኣኣገባባት ናይ ምድላይ ስራሕን ምስ ኣስራሕቲ ን ነብሰ ተኣማምንነት ንምዝራብ ዘኽእል ኩነት ምፍጣር።
ከምኡ እውን ናይ ንጻናት ንጥፈታት ኣብ እዋን ናይ ትምህርቲ ዕረፍቲ ኣሎና ፣
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
Chargement de la carte...
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ











